ጻዊዒት ስላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ። ነቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተበገሰ ህዝባዊ ምልዕዓል ንምድጋፍን ፡ ነቲ ስርዓት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ዝገበሮ ዘሎ ግፍዒ ንምግላጽን ኩለን ኤርትራውያን ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ፡ንዓርቢ ዕሇት 10 ሕዳር 2017 ሰዓት 7.00 ናይ ንግሆ ኣብ ከባቢ ገነት ሆቴል (ሜክሲኮ) መዃኑ ብኣኽብሮት ንሓትት ።
ኣዳላዊ ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ

ኣዳላዊ ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ