Reggae helps heal mental wounds of torture for migrants in Italy

ኣፍሪቃውያን ኻብ ዝተፈላለያ ቦታታት ዘመጹ ስደተኛታት ኣብ ሐደ ጽላል መዱ (MEDU)ተባሂላ ትጽዋዕ ኦርጋናይዘሽን ንዞም ብሰሀራ ሐሳረ መከራ ርእዮም ተረፍ እቶም ኣብ ፈቀዶ ባሕሪ ዝጣሐሉ ብበደዊን ሂወቶም ዝሰኣኑ ንመዘናግዒ ወይ ውን ነቶም ዝሳቀዩ ዘሎዉ  ብስንባደን ሕማምን ንምትብባዕ ዝዓለመ ሙዚቃ ምድላዎም ቁዱስ ዕላማ ኢዩ።ንሕና ኣፍሪቃውያን ሐድሕድና እንተዘይ ተኣባቢድና ማንም ሰብ ኣይክሕግዘናን ኢዩ።

ኣፍሪቃውያን ሓድነትና ኢጽናዕ፡

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።

http://news.trust.org/item/20170821130836-h534c/

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *