እንታይ ንግበር ንምድሓን ህዝብና?
ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣይኮነን ኔሩ ትጽቢቱ ድሕሪ እቶም ርእዩ ዘይጸገቦም ዕምባባ ደቑ ፡ትምኒቱ ዝነበረ ኣብ ዓዲ ዝጸነሔ ኣብ ማሕረሱ ኣብ ትምርቱ ነዛ ሂወቱ ብሰላም ክመርሕ እቲ ካብ ዓዱ ዝተሰደ ኻኣ ብሰላም ተመሊሱ ኣብታ ዝፈትዋ ሀገሩ ክነብር ዳኣ እምበር ክልተ ጽፍዒት ክጽፋዕ ኣይምተገበኦን።
1.መን ምስ ነውንዎ ኢዩ ህዝቢ ኤርትር ካብ ኢትዮጵያ ዝተኸላበተ?ኢብታ ዝፈትዋ ሀገሩ ምስ ኣተወ ኸ ዝተማሐየሸ ናብራ ዶ መሪሑ?
ህዝቢ ኤርትራ ን26 ዓምታት ኣብ ጸልማት ደልሀመት አዩ ዝነብር ዘሎ፡እዚ ማንም ፍጡር ዝስሕቶ ነገር ኣይኮነን።
2.እምበኣርከስ ንህዝቢ ኤርትራ ነጻነት ኣምጺኤልካ ኣለኩ ኣጆካ ኣለኩካ ባዕለይ አሉ ዝዓፈረ መንግስቲ ክልተ ሳዕ ኢዩ በዲሉዎ፡እቲ ዝኸፈኤ ካኣ በቶም ሕሳስልደ ደቁ ሕርሕራይ ጌሩ ደቢሱዎም እርከብ።
ኣበይ ኣለዉ ህጻውንቲ ኣብ ነጻነት(ባርነት)ዝጥወልዱ?
3.ኸምቲ ኩልና ንፈልጦ ድሕሪ ካብ ኢትዮጵያ ምስጓግ ዝከፍኤን ዘስካሕክሕ ስደት ኢዩ ተሞኪሩ፡መንእሰይ ኣደዳ በደዊን ኣደዳ ኣብ ባሕሪ ቀለብ ዓሳ ኮይኑ ከምቲ ዓለም ዝመስከረሉ ውን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና
ኣብ በሕሪ ዝሐርሳሉ ንሰማዒኡ ዘሰምብድ ታሪኽ ኢዩ።
እሞ ንሕና ከም ህሉዋት ነዚ ህዝቢ አንታይ ንኽሓሶ፡ጸላኢና እንድሕር ሐደ ስርዓት ኢሰያስ ኮይኑ እንታይ ኢዩ አቲ ሽግር ኮፍ ኢልና ዘይንዝቲ ።ናይ ሀይማኖትን ኣውራጃ ሕቶ ብኽብሪ ዓቂብና ኣብቲ ዕዮ ገዛ ንስራሕ
እንተዘይ ኮይኑ ንህግደፍ ኢቃወም ኢየ ምባል ነብስካን ነቲ ተወጺዑ ዘሎ ህዝብካን ምትላል አዩ።ስለዚ እዚ ኣቲ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ሓድነት ጎስጔስ መን ይመርሖ ብዘየገድስ ናትና ተሳትፎ የድሊ።
ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ
Deported Nuns and a small boy Crossing the No Man’s Land
FORM Ethiopia to Eritrea .
?
መን አዩ ተሓታቲ ነዚ ኩሉ ህልቂት ድሕሪ ካብ ኤትዮጵያ ምስጔግ እቲ ዝመረረን ሕሱም ስደት እቶም ኣብ ባሕሪ ዝጠፉኡ ኤር ትራውያን፡ጠላም ስርዓት እምባኣር ነዚ ኩሉ ኤርትራዊ ሬሳ ኤርትራውያን ኣይኮኑን አሉ ኽሒድዎም ሬሳታት ሰማእታትና ስጋብ እዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ስደት እርከብ።

unitederitreamedia.com