ንቀዳም ዕለት 11.06.2016 ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢን ኣብ ሳልባው ኒድ (ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ሙሉእ ኣድራሻ) ንሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ (14:00 Uhr) ተመዲቡ ስለዘሎ ኩሉኹም ኣባላት ብተገዳስነትን ብሰዓቱን ክትሳተፍ ንዕድም።
SAALBAU Nied Heinrich-Stahl-Straße 3 65934 Frankfurt am Main
ብድሓን ምጹ ሽማግለ ጨንፈር ፍራንክፈርትን ከባቢን