ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ንግንቦት 24 ብመዋዕታንፍትሓዊቃልሲዘኪፋጹዋዊዒሎጹ

ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ብጹኽንያት ስፊዓት ደፊጊ ጹሉእ ብሙሉእ ካብሃገፊናኤፊትፈዝተሳዕረሉዕለትንብኣንሩ
ከኣ ኤፊትፈ ሃገፊና ካብ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ ዲቕ ዝበለ ገባቲ ስፊዓት ክትሰጋገፊ ኢላ መቑሪ ዕለት ንዝኾነት ግንቦት 24
1991 ንጹዝካፈ ፍረ ንሓፊነት ጢዝቢ ኤፊትፈ ንጹብፊካት ኣብ ኣዝዩ ጽዑቕን ሰሕን ሓፊነታዊ ጹንቅስቓስ ቀንዮጹ
ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ንኹሉ ጹንቅስቓስን ፕበድበድን ስፊዓት ጢግደፍ ብጹኽንት መበል 25 ዓመት ናጽነት ኢሉ
ዝሰጹዮ ግን ከኣ ብግብሪ ንኤፊትፈን ጢዝባን ናብ ትሕቲ ጹልኩ ረጥ ዘበለላ ዕለት ጹዃና ንኹጢዝቢኤፊትፈብፊጢቲ
ንዝኾነት ዕለት ንጹዝካፈ ብቐረባ ንጹክትታልን ነቲ ጋበቲ ስፊዓት ጢግደፍ ዝነዝሖ ዉእን ፍፖልን ፋጋንዳ ንጹብፊዓንን
ንዝተጠልመ ማ ሰማእታት ሃገፊና ኤፊትፈ ንጢዝብና ንጹዝኽኻፊን ዉዑይ ዋዒት ንሓፊነታዊ ቃልሲ ኣብ ጢዝቢ ንጹስፈጽን
ብዝዕላጹኡ መትከል ’ዮጹ ኣብሓያልንሰሕንጹንቅስቓስቀንዮጹ
በዚ መሰረት እጹበኣፊ ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ንግንቦት 24 (ንመዓልቲ መፉታዊ ናጽነት ኤፊትፈ) ካብ ግዝኣት ደፊጊ
ብወግዒ ንጹዝካፈ ከካብ ዝፊጋሐ ግንባፋጹ ኣብ ዝጥዕጹ ቦታ ተፈኺቦጹ ብሓባፊ ኣብዝተመደበንዝተዳለወንዕለት
”ዋዒትና ንፍትሓዊ ቃልሲ ዝበረኸ’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብልቴማ ዘኪፋማ ዊዒሎጹ
download
ነቲ ናይ ዝኽሪ ዕለት ዝኽረ ሰማእታት ድሕሪ ጹቕዳጹ ኣዛዚ ወተሃደፈዊ ክን ግንባፊ ሃገፈዊ ድሕነት ኤፊትፈሕድሪ ብይ
ኢፋብ ኢዩ ከትዎ ብይ ኢፋብ ነቲ መደብ ብወግዒ ንጹኽት ኣብ ቅድሚ ሰፈዊት ሕድሪ ደው ኢሉ ሓፊ መደረ ኣብ
ዘስጹዓሉ ጢዝቢ ኤፊትፈ ብፊግጽ ማ ገድሉን ተወይነቱን ማ ፍቕሪ ሃገሩን ባጢግታቱ ካብ ናጽነት ዝተኾል ጢዝቢ እዩ
ንሕና ከጹ ተጋደልቲ ሰፈዊት ሕድሪ ከኣ ነቲ ዝተመንዝዐ ክብሩን ዝሃ ተስታቱን ፊጢውቲ ኤፊትፈ ንኸነዕትፋ ኣብ ዱፊን
ገደልን ጹጢላውና ስዉፊ ኣይኮነን እጺ ነዚ ሃገፈዊ ፈኢ ዘለዎ መስመፊ ቃልስና ካብ ደገ ካብ ሃገፈት ስደት ይኹን ካብ ውሽ
ኤፊትፈ ዳለይ ጽቡቕን ፊጢውቲ ሃገፊን ሰላማዊ ጢዝብን ዝጹነ ዘበለ ዜጋክስዕበናንክጽንበረናንዋዒትናንፍትሓዊቃልሲ
ዝበረኸ ኢዩ ኢሉ ኣብ እዚ ኣጋሚ ብወገን ማእከላይ ግንባፊ ሰፈዊት ሕድሪ ልክዕ ኣብ ድፋ እዛ መዓልቲ ናጽነት ኢልና
ንጽውዓ ዕለት ሓንቲ ማእከላይ ዕድመ ዘለዋ ኣደ ጹስ 5 ደቃ ከባቢ ፍፊቂ ለይቲ ሃገፈን ጢዝባን ንድሕሪኣ ገዲ ዶብሰጊፈ
ጹጹጽኣ እኹልን ጭቡጥን መፊትዖ ጹረት ጢዝብና ጹዃናን ክሳብ ክንድኡ ዝቕንዞ ጢዝቢ ዘለና ሕብረተሰብ ጹዃናን ሃለዋትና
ዝጹስክፋ ሓቂ ኢዩ ኢሉ.
download (1)
እዚ ብጹሉኦጹ ኣዘዝቲ ሰፈዊት ሕድፊን ካድፈትን ዝተሳተፍዎ ጹረት ጭቆናና ብስጹ ናጽነት ዝተገልሉ ኣጋሚ ጀጋኑ
ተጋደልቲ ኣባላት ጉጅለ ባጢሊ ሰፈዊት ሕድሪ ኣብ ኩሉ እቲ ናይሰፈዊትጹንቅስቓስእንዳተሳተዝተዳለዉዎመደባት
ንጹቅፈብ ብመዝሙፊ ግሃድኤሕድሪ ጀሚፋጹ ብሓደሽቲን ናይ ሰውፈን ደፊፍታት ናብቃልሲዝጽዉዑእንዳተዛነቐ
ብፊክት ዝበሉ ንቃልሲ ዘተባብዑ ናይ መድረኽ ተዋሶኦታት ኮጸድታትን ግጥጹታትን ብጹቕፈብ ነቲ ኣብ ጽዑቕ ውድባውን
ሃገፈውን ተልእኹኡ ኣብ ጹፍጹ ዝፊከብ ደላይ ፍትሒዘተባብዑቀረባትስተጅዝበሓቶዕለትከጹዝሓልፍጌፋጹ
ድሕነት ጢዝብን ሃገፊን ልዕሊ ኩሉ!!!
ዓወት ንሓሽ ብተግባፊ!!!
26 ግንቦት 2016
ቤት ጽሕት ዜናን ባጢልን ግሃድኤሕድሪ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *