ብሰላም ዕረፍ (ብተጋዳላይ ሰንሰሎማይ)

download

ሰላም ዕረፍ (ብተጋዳላይ ንሰሎማይ )
ኣብ እዚ ውረድ ደይብ
መሳልልሓርነት
ናይ ገድልና ርኻብ
ገሊኡስተጸውዩዘይውዳእ
እንሕተቶ ዋጋእንኸፍሎሞባእ
ትልሚተተሊሙ
ስትራተጂ ወጺኡ
ሮዶ ተጨዲዱ ናብ ዕንቊ ተሰኲዑ
ክሰለም ኣብ ምንጻፍ ፍትሒ
ዚሮሰዓትክንጽበክንርኢ
ኣፍናብኹፉቱ
ባህግናብህንጥዩ
ተግባሪ ብዓንዳ ርእሱ
ደሙ እንዳዛረየ ዘከረ ሰማእታት ጠሊቡ
ንፍትሒንበሩ
ንሕልና ዕጠቑ
ኢሉ! ካብ ደመነብሲ ተሸሪቡ
ምስርኣና!
ንዘይ ምድባዩ እንዳተማታእና
ነዛ ሕቑፊ እትኾኖ
ናይ ኩላትና እኖ
እንዳ በሳዕና ከብዳ
ኣዕሚቐና ንኸዳ
ነቲ ዘጓንፈና
መዓልትናምዃኑኣሚና
ነቲ ደጊምካ ዘይርከብ
ንፍትሓዊ መስመር ሂወቱ ዝቕንጠብ
ብሰላም ዕረፍ! ኢልናንፋነዎ
ድሕሪ ምልባስ ሓመድ
ድሕሪዕጥቁምዕጣቕ
ልብና ብጉሁሩ
መንፈስናብንድሩ
ሱር ደምና ብግትሩ
ኒሕናብትሩሩ
ናብእታዘዳለናያሰፈሩ
ዑግግንብልብዙርያ
ሙሉእ ሕልንኡ ናብስዉእኣቕሪቡ
ሰራዊት‹‹‹‹‹‹‹‹ ይብልደጊሙ
ሰራዊት ካብ እዚንደሓር
ኣይኮነን’ዶብልሳንዝበሃል
ኣብ መዓሙቕ ልቢ ዘሎ ከሰላስል
ድሮ ኣብ ጽንዓት ጸኒዑ
መንፈሱኣተርኒዑ
ትእዛዝ ንኽቕበል
የርኢ ብተግባር
ኣብእቲ ከቢድ ጸጥ
ክሳብዝበጽሓናተረታ
ብሓያል ድምነዚ ከቢድ ዋጋ
ነድርገሉረምታ
ግዜኣ ኣኺሉ እታ ሕዝእቲ ደቒቕ
ውሽጥኻተደፋንቕ
እዋንዘክረሰማእታት
ኣዋጃ ተኽትት
ከብኡ !!
ከምቕጽበት ቆመና ቀጥ ኢሉ
ኩሪኩሮ ተተስፊሩ
ሚዛን ሰብነት ተሓልዩ
ክሳድተቖልዒጹ
ምንጋጋተለኺቱ
ርእሲ ተደፊኡ ቁልቁል ኣፉ
ኣብ እዚ እንሀ ዝቕጽል ሸለብታ
ምስሊ ስዉኣት ዘሕልፈልካ ሽውታ
ዘሐርቅም ስኒ ዘፈስስ ጀረብታ
እንተኾነየለንዝርእዮ
ናብ ምዕጉርቲ ኣይሉሑኽ መሬት ኣይሰትዮ
ብግናዕ ኣይድረዝ መንዲል ኣይጥልቀዮ
ብምዃኑ! ናብ ውሽጥና ምዃኑ ካዕበት ዝዛርዮ
ኣብ እዚ መወዳእታ
ናይ እዚ ህሞት ዛንታ
ኣብ ኣሰሮም ምህላውና
መምስውሽጥናዘቲና
ብሰላምዕረፍምስተባሃልና
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!!
ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር !!!
ኢልና ንፍለዮም
ብሰንሰሎማይ 17 ግንቦት 2016

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *