ኣብ (1735) ናይ መጀመርታ ነጻ ፕረስ ናይ ህዝቢ ድምጺ ንምስማዕ ተቃሊሱ ዝተዓወተ ጃን ፒተር ዘንገር ዝተባህለ ኣመሪካዊ 1697 ተወሊዱ 07/28/1746,ዓሪፉ ኣብ ነውዮርክ ፡ስርሑ ድማ ስጋብ ሞቱ ኣብ ጆርናሊስት ኣብ ሐቀኛ መንገዲ ተቃሊሱ እዚ ንርእዮ ዘለና ነጻ ፕረስ ኣውሪሱዎም ሐሊፉ።ኣብ ኤርትራ ውን ከምዚኦም ዛኣመሰሉ ጀጋነ ጋዜጠኛታት ኔሮምና ኢዮም። በዚ ኣጋጣሚ ናይ ኣሕዋትና መስከረም 18 ጸላም መዓልቲ ማለት ኣብ ማሕዩር ዛኣተዉላ መዓልቲ ነኽብረላ ዘለና መዓልቲ ስለዝኾነት ሞያኦምን ተወፋይነቶምን ስጋብ መጨረሽታ ክዝከር ኢዩ ።ምስ በዓል ጆን ፒተር ኣብ ናይ ታሪኽ ማህደርና ከነስፍሮ ሙኻንና በዚ ኣጋአጣሚ ዝስመዓና ሐዘን እናገለጽና ፡እቲ ዝጀመሩዎ ሐቀኛ ናይ ነጻ ፕረስ ንህዝቢ ኤርትራ ቀጸልቱ ሙኻንና ማሕላናን ስራሕናን ኣሕኒንና ክንቃለስ ኣብ ጎኒ ህዝብና ኣለና።

The Fight for Truth: John Peter Zenger and the American freedom of the press (#FreePress)