ዕርዲታት ንዩክለር ኢራን ከዕኑ ይኽእል’ዩ ዝተባህለ ፍሉይ ቦምባ ኣመሪካ U.S. could use ‘bunker buster’ bombs

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c4gd40mlpz8o

ኢራን ትሕቲ ምድሪ ዝሃነጸቶም መደበራት ንዩክለር ክሃርም ዝኽእል መሳርሒ፡ ሓደ ጥራይ እዩ።

እዚ ክሳብ ሕጂ ኣብ ጥቕሚ ዘይወዓለ ቦምባ ኣብ ኢድ ኣመሪካ እዩ ዘሎ።

እስራኤል ክትጥቀመሉ ክሳብ ሕጂ ፍቓድ ኣመሪካ ኣይረኸበትን።

እዚ ጂቢዩ-57ኤ/ቢ (GBU-57A/B) ዝተባህለ መሬት ሰርሲሩ ክኣቱ ዝኽእል ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ዘይንዩክለሳዊ “ዕርዲ ዘፍርስ ቦምባ ብኣመሪካ ዝውነን እዩ።

እዚ 13,600 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፡ ዒላምኡ ኣይስሕትን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *