ኣብ ጀርመን ከተማ ስቱድጋርድ ናይ ህግደፍ ጽምብል ንቀዳም 23 መስከረም 2023 ብናይ ከተማ ኣማሐዳሪ ተሰሪዙ።

ናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንቀዳም 23 መስከረም ዝተመደብ በቲ መራሒ ናይታ ከተማን እቶም ኣካረይትን ብዕሊ ከምተሰረዘ ኣተሐሳሲቦም፡እዚ ስጉምቲ ንውሳድ ድማ በቲ ዝሐለፈ ፈስቲቫል ህግደፍ ንጀርመን ብዙሕ ክሳራን ሰኩሪቲ እታ ሃገርውን ናብ ሐደጋ ስለ ዝወሰዶ ተምሊሶም ነቲ ኩሉ ጥፋትን መቁሰልትን ክድገም ፍቃደኛታት ኣይኮናን ይብሉ ከሙኡ ውን ኣብታ ከተማ ዕግርግር ክፈጥር ዝብገስ ሐይሊ ከቢድ ስጉምቲ ከምዝወስዱ ገሊጹ’ዩ። ፓሊስ ስቱድጋድ ሰላማዊ ፈስቲቫል ዝባሀል ከምዘይግበር ከሙኡውን ኩሎም ነዚ ሕጊ ከኽብሩዎን እቲ ፈስቲቫል ከምተሰረዘ ክፈልጡ ይግባእ ኢሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *