
3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኦታዋ ንሰንበት ዕለት 4 ሕዳር 2018 ምኻኑ እንዳሓበርና ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ንጽውዕ::
Our 3rd regular meeting is scheduled for Sunday Nov. 4, 2018. All Eritreans are welcome
> ካብ ውልቐ-ምልኪ ናብ ስርዓተ-ሕጊ ንምስግጋር
>ኤርትራዊ ሃገራዊ ወኒ ናብ ንቡር ንምምላስ
> ፍልልይና ኣጽቢብና ብዙሕነትና ግርማ መንነትና ምዃኑ ንምስትምቓር
>ብስርዓተ-ሕጊ ዝተመስረተት መሰልን ድሌትን ዜጋታታ እተኽብር ኤርትራ
ንመምስራትን ሓባራዊ ፍታሕ ንምምጻእ ሓቢርና ንዘቲ!!!
ቦታ: McNabb Centre 180 Percy St.
ስዓት: 4:00 ድሕሪ ቀትሪ 4:00pm
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!!!
ግዝያዊት ሽማገለ
ኦታዋ