United Eritrea Media 94 ኣብ ግዱድ ዕስክርና ዝጸንሑ ዜጋታትና ንስጡም ወተሃደራዊ ሓለዋ ፈንጢሶም ንሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኢዶም ሂቦም sallina Radio Wegahta Written by Administrator. Date of post: July 22, 2016. Leave a comment ንምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ብምቅዋም 94 ወተሃደራት ንቀዳማይ ድፋዕ ጥሒሶም ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ተረጋጊጹ። July 22, 2016