ባርዕ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናት ቀርኒ ኣፍሪቃን 1ይ ክፋል ብ,ገብረእግዚኣብሀር ወዲ ባሻይ፣ 09 መጋቢት 2016።

መእተዊ: ሓንፈጽ ንባብ፣
መጀመርታንጹርምእንቲክኸውንንኣንባባይክበርህዘለዎነገርኣሎ።መብርሂናይዚሓጺርሰነድዚዋላኳንጹር
ርእዮተዓለማዊ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ እንተሎኒ ካብ ስነ ሕልናን ሰብኣውነትን ብምንቃል ሃየንታ ናይቶም ኣብሶርያን
ዒራቕን የመንን ዝሃልቁ ዘለዉ ኣዛውንትታትን ህጻውንትን ከሕልፎ ዝደሉኹ መልእኽቲ ሕልናዊ ድሪኺትዝደፋፈኣኒ
ምዃኑ ክሕብር እደሊ። ከምኡውን ንሕናን ማእከላይ ምስራቕን ዘሎና ማሕበራዊ ዝምድናታት ኣብግምትብምእታው
ዘሎና ዓብዪ ስክፍታታት ኣብቦትኡእዩ።
ካልእ! መልእኽቲ ናይዚ ጽሑፍዚ ዋላኳ ኣብሓፈሻዊኩነታትማእከላይምስራቕንሓንፈጽርኢቶታትንዝተናኽፍይኹን
እምበር: ብፍላይ ግን ኣብ ክልተ ጉዳያት,ውን ከቶኩር ይመርጽ። ንሱ ድማ!
1 ተረካቢ ይዓድዮ ከም ዝበሃል ምንም ሓጥያት ዘይብሎም ህጻውንትን ኣዛውንትን ብሓፈሽኡ ህዝቢ የመን ናይዚ
እስትራተጅካዊ ሓጥያትዚ ዝፍደዩዎ ዘለዉ ስለ ምንታይ ዝብል ሕቶን ብምልዓል እዚጽሑፍዚንኹነታትሃገርንህዝብን
የመንዘቋመተእዩ።
2 ምስ ፖለቲካውን እስትራተጅካውን ኣተሃላልዋ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሓሓዝ ኮይኑ፣ ማርሻ ህቦብላ ኲናትንወረ
ኲናትን እናቐየረ ዝሕንበብ ስርዓት ህግደፍ ምስእስትራተጅካዊጠንቅታትንኣሉታዊምዕብልናታትማእከላይምስራቕን
ቀዳማይ ተዋሳኢ ብምዃኑ ባርዕ ሃገራት ዓረብ ክሳብ ክንደይ ይትንክፈና ኣብ ግምት ዘእተወ እዩክኸውን።ከምኡውን
ኤርትራን የመንን ናይ 30 ኪሎ/ሜትራት ርሕቀት ባሕሪ ምስ ዘሎና ከም ህዝብን ሃገርን የመንን ኤርትራን ከመይ ዝበለ
ማሕበራዊ ህይወት የድልየና ዝብል ኣጸቢቕካ ክሕሰበሉ ስለዝግባእኣብዚሓንፈጽርኢቶታትክዛነቕግድንክኸውን
እዩ። ምኽንያቱ ኣብ መንጎ እዚ ክልተ ጎረባብቲ ሓው ዝኾነ ህዝቢ መሰረታውን ታሪኻውን ሕውነታት ዘለዎ ህዝቢ
ብምዃኑ።
በዚ ኣጋጣሚ ድማ ምሁራትን ፖለቲከኛታ ኤርትራውያንን ኣቓልቦ ክገብርሉ እላቦ።
ካብ ምብራቕ ኤውሮጳ ቱርኲ ካብ ማእከላይ ምስራቕ ድማ ስዑዲ ዓረብ፣ እዘን ክልተ መንግስታት የማናይ ኣእዳው
ምዕራብ ዓለም ብፍላይ ምርኩስ ኤመሪካ ስለ ዝኾና ካብ ጎይተተን መንግስታት ምዕራባዊ ዓለም እተዋህበን ዕዮ ገዛ ካብ
ምፍጻም ድሕር ኣይበላን። ቱርኲን ስዑድ ዓረብን ምስ ምዕራባዊ ዓለም ዘለወን ጠቕምታት ካብንግዳዊምትእስሳር
ብዝለዓለ ደረጅኡ ወታደራዊን ጸጥታውን ብምድሃብ ናብ ዝለዓለ እስትራተጅካዊ ምትእስሳር እዩ ደይቡዘሎ።ኣብዘን
ክልተ ሃገራት መታደራዊ መደበራት ምዕራባውያን ብፍላይ ኤመሪካ ብዝለዓለ ደረጅኡ ተደኲኑ ይርከብ። ስለ ዝኾነ ኣሎ
ዝበሃል ኣጽዋርን ንዕኡ ዘሰንዩ ቀመማትንጎረሮኦንክሳብዝስርነቕተዓጠቐንኦኣለዋ።
በዚ ኣንጻር እታ ንድርብ ዓሰርተታት ዓመታት ምስ ምዕራባዊ ዓለም ብጸጥታውን ዲፕሎማስያውን ናይቲ ዞና ክትዋጠጥ
ዝጸንሐት ኢራን እንተኾነት,ውን ምስ መንግስቲ ሩስያን ቻይናን ብዝጸንሓ ዝምድናታት ካብምትእስሳርንግዲነዳድን
ሃለኽቲ ነገራትን ብዝለዓለ ደረጅኡ ኣሎ ዝበሃል ኣጽዋራትን መሰነይታ ቀመማትን ካብ ምብራቓዊ ዓለም (ማለት
ሩስያ+ቻይና) ሸመታንሓገዛትንብምርካብምስቲዝጸንሐንዘሎንምትእስሳራትተደማሚሩእኹልዕጥቅንስንቅንኣለዋ
ክበሃል ይከኣል። ብፍላይ ድማ ምስቲ ዘሎ ናይ ተኸተልቲ እምነታት ምስልምናዊ ሃይማኖት (ሽዓ+ሱኒ) ካብነዊሕ
እዋናት እናማዕበለ ዝመጸ ወጥርታት ኢራንን ስዑድን ናብ ዝለዓለ ደርጅኡ ደይቡ ዓንቀር ጠብመንጃ ምስሓብ ኣብ ዜሮ
ሰዓት ክተሓላሎ ይርከብ። ወጥርታት ስዑድን ኢራንን ከከም ሃይማኖታዊ ቕጥዕታቱ ኣብማእከላይምስራቕዝርከባ
ሃገራት ዓረብ ነናይ ባዕለን ሽግራት ስለ ዘለወን ነናብ ዝቐርበአን መንግስታት (ኢራን+ስዑዲ) ሻራታትዘሰነየብምዃኑ
እቲ ነውጽታት ተወሳኺ ድርዂት ክህልዎ ግድን እዩ። ስለ ዝኾነ የመን ሊባኖስን ሶርያን ዒራቕን ናይዚ ዝጥቀስ ዘሎ
ሰበብ እየን ብተኸተልቲ ሱና (እኽብካብ ሓይልታት ዳዕሽ) ዝልብለባ ዘለዋ። ሎሚ ኣብ የመን ኣብርእሲተን
ብመንግስታት ሃገራት ከሊጅ ዘሎ ወታደራዊ ኣእዳው ምትእትታው ሓይልታት ዳዕሽን ቃዒዳን ስለተሓወሱዎኩነታት
የመን ካብ ዝገደደ ናብዝገደደተሰጋጊሩመፍትሒዘይረኣየሉኮይኑኣሎ።ስለዚምዕናውህዝባዊትካላትንምብራስ
ህዝብን ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ። ኣቲ ዘሕዝን ዓለም ኣይኮነንዶ ህጹጽ ድሕነት ህዝቢ የመንስ እቲ ዝወርድ ዘሎ
ሕሱም ጭፍጨፋ ብጉቡእ ዘይምቅልሑ እዩ።
ኲናት ካብ ህልቀትን ዕንወትን ካልእ ትርጉም ከምዘይብሉዝኾነፍጥርዝሰማመዓሉይመስለኒ።መሃንድሳቱ
እንተኾኑውንኲናትኣዕናዊምዃኑይሰማምዑሉኢዮም።ብሓቀኛትርጉሙእንተንቢብናዮኲናትንውጽኢታቱን
ኣስታት ክልተ ትውልዲ ብዂናትንወረዂናትን ነሕልፎ ስለዘሎናንዓናንኤርትራውያንሓድሽኣስተምህሮዘድልየና
ኣይመስለንን። ኲናት ክበሃል ከሎቀጥታዘዕንዎነገራትንህባዊትካላትትንፋስፍጡራትንጥራይጌርካምውሳዱእኹል
ኣይኮነን። ብዓብይኡ ኲናት ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባትን መሰረታዊ ባህላውን ታሪኻውን ሕብረተሰባት ካብ ስሩቦንቍሱ
ዘዕኑ እዩ። ኲናት መተካእታ ወለዶ እዩዘብርስ።ኲናትዘስተኣናግዳሃገራትተካእቲወለዶዝኾኑህጻውንቲ
ተወሊዶምስ ብኣገባብ ክዓብዩ ኣይኽእሉን። ኣብዚ ወቕቲ,ዚህልቀትንብርሰትንህዝብታትዒራቕሶርያንየመንንምርኣዩ
እኹል ኣብነት ክንወስድ ንኽእል። ኣብዘን ዝጠቀሳ ዘለዋ ሃገራት ዝወርድ ዘሎህልቂትንብርሰትንብዝኾነመለክዒ
ኣወንታዊ ምኽንያታት ክቐርበሉ ዘይከኣል ናይ ግፍዒግፍዒእዩ።ብዋጋዓለማዊእስትራተጅካዊምትእስሳራት
ማእከላይ ምስራቕ ህጻውንቲ የመንን ሶርያን ዒራቕን ክፍደዩዎ ማለትዝኾነመመኽነይታንፖለቲካዊመሰነይታን
ኣይርከቦን። ኣብ ልዕሊ ህጻውንቲን ኣዛውንትን ማእከላይ ምስራቕ ዝወርድ ዘሎጭፍጨፋዓገብዘይትብልዓለም
መፈጠርካ እያ ተጽለኣካ። እሞ ድማ ካብ ሓዉን ጎረቤቱን ዝኾነ መንግስትን ህዝብን ስዑዲ።
ኣብ ዳእ ልፍ ዝድ ጺር መልእ ንተሎ! ስቲ ርበት ማእ ስራቕ ርኒ ፍሪቃን ባርዕ
ማእ ስራቕ ከም ዝትንክ ርዱእ ይኑ ስቲ ውነት ሕጊ ልቦ ዝኾ ርዓት ህግደፍ ደማ
ርትራን ህዝባን ናይዚ ባርዕ ተቛዳስቲ ከም እንኸው ጋኡ ዝኽኻር ዝዓለመ ልእ ዩሞ! ህዝቢ ርትራ
ስተውዕለሉ ሉን ባእ
ክሳብ ተመሳሳልን 2ይ ክፋልን ሰላም ንዓና:ሰናይቅነ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *