ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ ሃገረይ፣ ሎሚ ቕነ ስምኪ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብኽልተ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናተደጋገመ ገኒኑ ቀንዩ። በቲ ሓደ፣ ብሃራት ተወጣሕቲ ብሽግለታ ኤርትራውያን ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ብመንገዲ ‘ታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኣብቲ ህቡብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም Tour De France ናይ መጀመርያ ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያንን ተሳተፍቲ ክኾኑ ምብቅዖም ርእሱ ዝኸኣለ ታሪኽ ኮይኑ ኣብ ኣህጉራዊ ማዕከናት ኣርእስተ […]
የማነ ገብረኣብ ዝተባህለ የማናይ ኢድ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ፡ ኤርትራ ሎሚ ብኣመሪካ ምስ ዝምራሕ ገዚፍ ዓለማዊ ሓይሊ ኣብ ምትሕንናቕ ትርከብ ኣላ ክብል ገሊጹ
የማነ ገብረኣብ ዝተባህለ የማናይ ኢድ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ፡ ኤርትራ ሎሚ ብኣመሪካ ምስ ዝምራሕ ገዚፍ ዓለማዊ ሓይሊ ኣብ ምትሕንናቕ ትርከብ ኣላ ክብል ገሊጹ እዚ ናይ ቀረባ ኣማኻሪ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ከም ዝኾነ ዝንገረሉ፡ የማነ ገብረኣብ ዝተባህለ በዓል ስልጣን፡ “ሩስያ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ” ምስ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከቢድ ፈተነ ወዲቓላ፡ […]
ኤርትራውያን ስፖርተኛታት ብዘመዝገብዎ ዓወት ንተሓበን፡ ጸረ-ስፖርትን ስፖርተኛታትን ስርዓት ኢሳያስ ከይብለጸሉ ድማ ንጠንቀቕ
http://gereger.com/data/media/vahatSA1x.pdf
ስርዓት ህግደፍ፥ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ናይ ምእሳርን ምቕንጻል ስጉምቲ ኣበርቲዑ ይቕጽሎ ኣሎ። By assenna on August 2, 2015
ስርዓት ህግደፍ፥ ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምሉእ ብምሉእ ንምልማሳን ምርማሳን ዘካይዶ ዘሎ ሓደገኛ ተግባራቱ፥ ኣዝዩ ሓያል ብዝኾነ መገዲ ይቕጽሎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ፥ ንተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ ካብተን ናይ ስለያ ትካላቱ ንምግባራን ብዘለዎ ሓይሊ ኣብ ምሉእ ምቁጽጻሩ ንምእታው ብቐጻሊ ይዓየሉ ኣሎ። እታ ቤተ ክርስቲያን ባህላዊት ሃይማኖት ንምግባራን፥ መራሒ ሃገርና ኢሳያስ እናበለት እትውድስ፥ ንህዝቢ እተርዕድን ንምግባራ እዩ […]
መዓልቲ ኑዛዜ ትመጽእ ኣላ By assenna on August 2, 2015
http://http://assenna.com
U.K., France Prod EU to Stem ‘Global Migration Crisis’ in Calais by Richard Partington August 2, 2015 — 7:56 AM CDT
People help a man squeeze through a gap in a fence near the Eurotunnel terminal in Calais, France, on July 30, 2015. Photographer: Rob Stothard/Getty Images U.K. and French leaders appealed to the European Union to help ease an escalating crisis caused by hundreds of would-be migrants attempting to reach Britain through […]
United Eritrean Democratic Front (U.E.D.F)الجـبهة الديـمقـراطـيـة المتحدة الارتـريـــة
http://www.gereger.com/data/media/JEuFgUMWK.pdf
4 ናይ ለምቅነ- ፍጻሜታት ኣብ ኤርትራ ፡፡
http://www.gereger.com/data/media/Ph16Zkjmr.pdf
Immigration the major concern for Europeans: poll 14 hours ago
Brussels (AFP) – Immigration is the main concern of Europeans, ahead of economic problems and unemployment, according to a new opinion poll released by the European Commission. A similar poll last November had the economic situation, employment, and public deficits top of the list. Since then immigration has been a hot topic, with Italy, […]