ኢሳያስ ንኢትዮጵያ ክወርር ምስ ዝፍትን ዕምረ ስልጣኑ ከምዘብቅዕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ::

ኢሳያስ ቀይሕ መስመር ሰጊሩ ንኢትዮጵያ ክወርር ምስ ዝፍትን: ኢትዮጵያ ዳግማይ ከም ዘይትንስእ ስጉምቲ ከም እትወስደሉ ዝጸንሐ ፖሊሲን ስትራተጂ  ሃገሩ ከምዝኾነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ:: ንሱ : ምስ  ጽንዓት ዝተሰምየ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ: ኢሳያስ ዓቕሙ ብምድኻሙ ንኣሽቱ ምትኹታኹ ይገብር ከም ዘሎን ማዕረኡ ድማ ስጉምቲ ከምዝወስዱን ኣፍሊጡ:: ብዛዕባ’ቲ ብኢሳያስ ዝድገፍ […]

ድላይካ እንተተዛርቡኻ’ሞ ዕዳ ዘይብልካ እንተዝሰዱኻ :

ሳላ ምዕቡል ተክኖሎጂ መራኸቢታት ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም: ኣብ ውቅያኖስ ኣብ ሰማይ ዝፍጸም ኣብ ቤትካ ኮፍ ኢልካ: ኣብ ጉዕዞ ኮንካ ትከታተሎ:: ዘሕዝን: ዘደስት: ዘነድር: ዘተባብዕ ፍጻሜታት ትዕዘብን ትሰምዕን:: ክንዲ ጽፍሪ ኣብ ትኸውን መሳርሒ ሰኒድካ ኣብ ዘድለየካ ጊዘን ቦታን ደጊምካ ትውከሶ:: በዚ ምዕባለ’ዚ ዝርዕድን ክዓብሶ ዝፍትንን ኣንጻር ማዕበል ዝሕምብስ ምልኪ ከንግስ ዝፍትን’ዩ :: ቅድሚ ክልተ ዓመት […]

Strength The Unity of Eritrea Bayto Created August 2, 2015 Nagshe Nagshe

Dear my Fellow Eritrean People,It has been a Long 24 Years since our Beloved country, our Home, has been hijacked by evil Dictator Isaias Afewerki. This time we need to Act to free our people from this Tyranny and his Organization (hgdaf). As we already know the United Nations did their job in Geneva on 6/2015, […]

Seminar with Dan Connel in Sweden

Seminar with Dan Connel in Sweden The Swedish- Eritrean Partnership for Democracy and Development/ SESADU invites Dan Connel at the 54th Anniversary of the Eritrean Liberation Struggle that has started on First September 1961. Dan Connel will hold two seminars in Sweden one in the city of Uppsala and the second in the city of […]