ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ መጻረዩ ዋንጫ ዓለም 2018 ምስታፋ ኣጠራጣሪ’ዩ Radio Erena: 04 July 2015

ኣብ ሩስያ ንዝካየድ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2018 ዝሳተፋ ሃገራት ኣብ መንጎ 142 ሃገራት ዓለም ናይ መጻረዩ ግጥማት ኣብ ሓሙሽተ ጥቕምቲ ክፍልም ምዃኑ ኣብ ዝንተሓበረሉ፣ ኤርትራ ናይ ፈለማ ግጥማ ምስ ቦትስዋና’ዩ ተሰሪዑ ዘሎ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ድሕሪ’ቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ታሕሳስ 2013 ዘካየደቶ ግጥም ሴካፋ ድሕሪ ናይ ኣስታት ክልተ ዓመት ግዜያ ኣብ ኣህጉራዊ ግጥማት ክትቕልቐል ምዃና […]

ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ስንክልና ንዘለዋ ኤርትራዊት ዓሚጹ Radio Erena: 03 August 2015

  ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ከባቢ ጎልጅ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ከምዝዓመጹ፣ ስድራቤት እታ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እታ ሄለን ዳኒኤል ዝተባህለ ኤርትራዊት ናይ ዓይኒን እግርን ስንክልና ዘለዋ እኳ ኣንተኾነ፣ ፍቓዱ ዝተባህለ መራሕ መኪና ናይቶም ተቓወምቲ ‘ክማልኣኪ’ ኢሉ ሒዝዋ ድሕሪ ምኻዱ ኣካላውን ጾታውን ዓመጽ ወሪዱዋ ኣብ ከባቢ ገርገፍ ተደርብያ ብነበርቲ […]

ነበርቲ ምብራቕ ሱዳን፣ መንግስቲ ንመነባብሮ እቲ ዞባ ከመሓይሽ ብዘይምኽኣሉ ተቓውሞታት የካይዱ Radio Erena: 04 July 2015

  ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ መነባብሮ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ብምምጽኡ፣ ነበርቲ እቲ ከባቢ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንሳልስቲ ዝቀጸለ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ብፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ንምዕጋቱ እኳ እንተተፈተነ፣ ክዕወት ከምዘይክኣለ ማዕከናት ዜና ካብቲ ቦታ ሓቢረን። ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣገልግሎታት ዝስተ ጽሩይ ማይን ኤሌክትሪክን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተዳኸመ ስለዝመጸ፣ ነቲ […]

ኤርትራውያን ስፖርተኛታት ብዘመዝገብዎ ዓወት ንተሓበን፡ ጸረ-ስፖርትን ስፖርተኛታትን ስርዓት ኢሳያስ ከይብለጸሉ ድማ ንጠንቀቕ    Print  Email Created: Tuesday, 04 August 2015 03:21

ዜጋታት ኤርትራ፡ ሕግን ኣወንታዊ ስነ-ምግባርን ዝተኸተለ፡ ኣብ ሕድሕዶም፡ ምስ ጎረባብቶም፡ ብደረጃ ዞባ፡ ኣህጉር ኮነ ዓለም-ለኻዊ መድረኻት፡ ኣብ ዝዳለው ንሰላም፣ ደሞክራሲ፣ ሕውነት፣ ፍቕሪ፣ ሓባራዊ ዕቤት ዝዓለሙ ኩሉ ዓይነት ስፖርታዊ ውድድራት ተሳቲፎም፡ ውጽኢት ምስ ዘምጽኡ፡ ዓወት ናይ’ቶም ተወዳደርቲ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሃገራዊ ዓወት’ዩ። ከምኡ’ውን  ኣብ ዓውድታት ትምህርትን ምርምርን፣ ኣብ ንግድን ወፍርን፣ ኣብ ተክኖሎጂን ስነ-ጥበብን ጸብለልታ ምስ ዘርእዩ ህዝባዊ […]

Germany hits new immigration record amid rising tensions 10 hours ago

  . . Berlin (AFP) – Germany took in a record number of immigrants last year amid growing tensions over the changing face of the nation, official statistics released Monday showed. The number of newcomers in 2014 climbed to 10.9 million, the federal statistics office reported, as Europe’s top economy continues to outperform many of […]