ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ

KKKKKI

 

ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ ኣሎ ንዘላለም ጅግና ሓርበኛ ስውእ እስራኤል ምስግና ኣብ ኣጎስት 1974 ኣብ ኦለይ ዝተባሃለ ቦታ ምስ ጅግና ዶክቶር ኣባ ሺመል ምስ ዋዕሮ ኣለም መስፉን ሰለስቲኦም ጥራይ እንከለዉ ህዝባዊ ሓይልታት ብቅጽል ሺም መዳዳ ወይ ጽረ ግድሊ ተባሂሎም ዝፍለጡ ካባና ካብ ብዓረምረም ንፍለጥ ካብ ሳሕል ሞሊቆም ንከበሳ ክወጹ ኸለዉ ጎፍ ተባሂሎም ሰለስቴና ጥራይ ኢና ኢሎም ንዕላሞኦም ብክብሪ ብመዋእቲ ክስዋኡ ስለ ዝመረጹ ኢዶም ኣይ ሃቡን ስውእ እስራኤል ምስግና ስጋብታ ምጨረሽታ ጥይቱ ከም ተታኾሰ ኣብቲ ዎሎ ዝዋዓለ ሸነኽ ካብ መዳዳ ተስፋይ ተምነዎ ብበገዲ ሓተታ ሰሊና ረድዮ ወጋሕታ ኣቃሊሑ ነይሩ።

Gebre Tekle

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *