ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ከባቢ ጎልጅ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ከምዝዓመጹ፣ ስድራቤት እታ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እታ ሄለን ዳኒኤል ዝተባህለ ኤርትራዊት ናይ ዓይኒን እግርን ስንክልና ዘለዋ እኳ ኣንተኾነ፣ ፍቓዱ ዝተባህለ መራሕ መኪና ናይቶም ተቓወምቲ ‘ክማልኣኪ’ ኢሉ ሒዝዋ ድሕሪ ምኻዱ ኣካላውን ጾታውን ዓመጽ ወሪዱዋ ኣብ ከባቢ ገርገፍ ተደርብያ ብነበርቲ […]
ነበርቲ ምብራቕ ሱዳን፣ መንግስቲ ንመነባብሮ እቲ ዞባ ከመሓይሽ ብዘይምኽኣሉ ተቓውሞታት የካይዱ Radio Erena: 04 July 2015
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ መነባብሮ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ብምምጽኡ፣ ነበርቲ እቲ ከባቢ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንሳልስቲ ዝቀጸለ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ብፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ንምዕጋቱ እኳ እንተተፈተነ፣ ክዕወት ከምዘይክኣለ ማዕከናት ዜና ካብቲ ቦታ ሓቢረን። ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣገልግሎታት ዝስተ ጽሩይ ማይን ኤሌክትሪክን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተዳኸመ ስለዝመጸ፣ ነቲ […]
ኤርትራውያን ስፖርተኛታት ብዘመዝገብዎ ዓወት ንተሓበን፡ ጸረ-ስፖርትን ስፖርተኛታትን ስርዓት ኢሳያስ ከይብለጸሉ ድማ ንጠንቀቕ Print Email Created: Tuesday, 04 August 2015 03:21
ዜጋታት ኤርትራ፡ ሕግን ኣወንታዊ ስነ-ምግባርን ዝተኸተለ፡ ኣብ ሕድሕዶም፡ ምስ ጎረባብቶም፡ ብደረጃ ዞባ፡ ኣህጉር ኮነ ዓለም-ለኻዊ መድረኻት፡ ኣብ ዝዳለው ንሰላም፣ ደሞክራሲ፣ ሕውነት፣ ፍቕሪ፣ ሓባራዊ ዕቤት ዝዓለሙ ኩሉ ዓይነት ስፖርታዊ ውድድራት ተሳቲፎም፡ ውጽኢት ምስ ዘምጽኡ፡ ዓወት ናይ’ቶም ተወዳደርቲ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሃገራዊ ዓወት’ዩ። ከምኡ’ውን ኣብ ዓውድታት ትምህርትን ምርምርን፣ ኣብ ንግድን ወፍርን፣ ኣብ ተክኖሎጂን ስነ-ጥበብን ጸብለልታ ምስ ዘርእዩ ህዝባዊ […]
ጋዜጣዊ መግለጺ : ኣዳላዊት ሽማግለ ሰለማዊ ሰልፊ ስቶክሆልም 2015
http://english.farajat.net/archives/9818
Stockholm’s Rally Against the PFDJ Festival in Stockholm By Organisers
http://english.farajat.net/archives/9825
The Eritrean Relief and Development Association (ERDA) has started its 2015 Mission
ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 18 ቅልዕቲ ደብዳቤ ንሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ረፓብሊክ ሱዳን
http://www.gereger.com/data/media/nmvsgGztv.pdf
Germany hits new immigration record amid rising tensions 10 hours ago
. . Berlin (AFP) – Germany took in a record number of immigrants last year amid growing tensions over the changing face of the nation, official statistics released Monday showed. The number of newcomers in 2014 climbed to 10.9 million, the federal statistics office reported, as Europe’s top economy continues to outperform many of […]
ሓጺር አገዳሲ ዜና!
ብሰሪ ሓደ ስርኤል፣ ስኢና 30 ዳኒኤል By assenna on August 3, 2015
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ ሃገረይ፣ ሎሚ ቕነ ስምኪ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብኽልተ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናተደጋገመ ገኒኑ ቀንዩ። በቲ ሓደ፣ ብሃራት ተወጣሕቲ ብሽግለታ ኤርትራውያን ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ብመንገዲ ‘ታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኣብቲ ህቡብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም Tour De France ናይ መጀመርያ ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያንን ተሳተፍቲ ክኾኑ ምብቅዖም ርእሱ ዝኸኣለ ታሪኽ ኮይኑ ኣብ ኣህጉራዊ ማዕከናት ኣርእስተ […]