Ethiopia’s Yemane Tsegay, left, reacts after finishing second in the World Athletic Championships at the Bird’s Nest stadium in Beijing, Saturday, Aug. 22, 2015. Eritrea’s Ghirmay Ghebreslassie, right, won the race. (AP Photo/David J. Phillip) Nineteen-year-old Ghirmay Ghebreslassie becomes the youngest winner of the marathon at the World Championships with gold in Beijing. He finished […]
Ghirmay Ghebreslassie of Eritrea wins marathon at worlds Posted, 2015-08-22 Tampa Bay Online SMS this page Email this page BEIJING (AP) Ghirmay Ghebreslassie became the youngest man to win the marathon at the world championships, using a late surge to take the title on a sweltering Saturday. The 19-year-old Eritrean grabbed his country’s flag […]
UN human rights chief urges end to ‘endemic impunity’ for violations in Darfur Sat, 22 Aug 2015
A new United Nations report paints a grim picture of “systemic failure, or outright refusal” by authorities in Darfur to take human rights violations seriously and points to the failure of initiatives taken so far by the Government to combat “endemic impunity.”
Police battle migrants on Macedonia’s border with Greece
http://www.latimes.com/world/europe/la-fg-macedonia-greece-migrants-20150821-story.html
Eritrean refugee’s dreams find footing in Kenya’s thriving food business BY MWAURA SAMORA Updated Monday, August 17th 2015 at 07:59 GMT +3 Read more at: http://www.standardmedia.co.ke/lifestyle/article/2000173136/eritrean-refugee-s-dreams-find-footing-in-kenya-s-thriving-food-business
http://http://www.standardmedia.co.ke/lifestyle/article/2000173136/eritrean-refugee-s-dreams-find-footing-in-kenya-s-thriving-food-business
ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቕን፣ ኣስታት 3 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ወጺኦም Radio Erena : 21 August 2015
ካብ ጥሪ 2013 ክሳብ’ዚ ወርሒ ናይዚ ዓመት’ዚ፣ 1059 ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ናብ ኤርትራ ከምዝተመልሱ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ብዘይካ’ዚ’ውን ኣብዚ ዝተተጠቕሱ ናይ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ግዜ፣ 1980 ኤርትራውያን ናብ ካልእ ሃገራት ከምዝተሰጋገሩ እቲ ምንጪ ጠቒሱ ኣሎ። መብዛሕቶም’ቶም ካብ እስራኤል ዝወጹ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ፣ ኢትዮጵያ፣ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ናብ […]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ብዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝግበር ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን Radio Erena : 21 August 2015
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ንክልቲኤን ብዘዳውብ ከባቢ ካሌ ንዝካየድ ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ክልቲኤን ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 20 ነሓሰ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ተረኺቦም ብዝኸተምዎ ስምምዕ መሰረት፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ንዝርከብ ገለርያታት ባቡር ተወሳኺ ሓጺር ክሃንጻሉን ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ብዝሑ ክብ ከብላን’የን። ነቲ ሓጹር ዝተራቐቓ ካሜራትን […]
ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ኤርትራ ቅርበት ንዘለዋ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ደብዲበን Radio Erena: 20 August 2015
ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ነታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ጽዑቕ ደብዳብ ኣካይደን። ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምህዳን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት የመን ተካይዶ ዘላ መጥቃዕቲ’ያ ንወደብ ሖዴዳ ዒላማ ጌራቶ። መኽዘን ሎጂስቲክስ ሑቲ ምንባሩ ዝተጠርጠረ ዓበይቲ መኻዚኖታት ዝርከቦ ሓያሎ ህንጻታትን ትሕተ ቅርጺ ናይቲ ወደብን በቲ ደብዳብ ከምዝዓነወ ሮይተርስ […]
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ Radio Erena: 20 August 2015
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ። ዝሓለፈ ሰሙን ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዜጋታቱ ኤርትራ ናብ እትርከበን 69 ሃገራት ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ ኣሎ። ብዘይይ ቪዛ ንኽንደይ መዓልታት ኣብ ኤርትራ ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ግና ኣይተነጸረን። ከም ሱዳን ናብ ዝኣመሰላ ሃገራት ኣብ ዝኣትውሉ ድማ፣ ኣብ መዓርፎ […]
ብሽም መሰረታትን መሪሕነትን ተ.ሐ.ኤ ናይ ሐዘን መግለጺ ብግጥሚ ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን.. ንሰለስቲኦም በዚ ኣጋጣሚ ወየ ክብለሎም ብግጥሚ..
http://gereger.com/data/media/gCpvqgDMO.pdf