ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ፈጺሞም ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሓ ናይ ሓሶት ወረ ምዃኑ ተሓቢሩ Radio Erena: 25 August 2015

  ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ብኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሊፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሐ ናይ ሓሶት ወረ’ዩ ክትብል ካብ ዞባ ካርልስታንድ ዝዝርጋሕ ማዕከን ዜና ሽወደን ሓቢራ። ፖሊስ ሽወደን ነቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሉድቪካ ዝቀረበ ክሲ ከጸርይዎ ድሕሪ ምጽናሕ፣ እቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ገበን ሓሶት ምዃኑ ከምዘረጋገጹ’ውን እቲ ማዕከን ዜና ኣረዲኡ። […]

Merkel condemns ‘disgusting’ message of hate toward refugees By Josie Le Blond15 hours ago

  .   HEIDENAU, Germany (Reuters) – Chancellor Angela Merkel condemned on Monday violent protests against refugees that erupted over the weekend in eastern Germany, blaming them on far-right extremists who were bent on spreading a “disgusting” message of hatred. More than 30 police were injured in clashes in the town of Heidenau near Dresden […]

ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ?

ነዛ ብዛዕባ ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ? ኢላ ወይዘሪት/ወይዘሮ ሰላማዊት ፍስሃየ ንዝሓተተቶ  ክቡር ኣቶ ባይረ ሰረቐ: ኣብ ሕቶ ሰላማዊት ፍስሃየ ርእይቶ ኣዚዩ ትኽክልን ሃናጽን መግለጺ እዩ ሂቡ ብዙሕ ከኣ አመስግኖ:: ብዓንደርእሱ ከምቲ ኣቶ ባይረ ዝበሎ ቅዋም ዘይብሉ መንግስቲ ካብኡ እትጽበዮ የለን :: ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ ብዝብል ኣርእስቲ ብ2011 ኣብ መርበብ ሓበረታ ዝዘርጋሕኩዋ እዛ ሰማያዊት ዝምድራ ብፈደረሺን ግዜ […]