ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብተቐማጦ በርገን ንኽጸንሕን ሰሚናራት ከካይደሎምን ብዝጠለብዎ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት የካይድ ምህላው እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ይገልጽ።
አባል ማእከላይ መሪሕነት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት ንምምራሕ ናብ ከተማ ስታቫንገር ክቅጽል ምኳኑ ምንጪ ሓበሬታና የረጋግጽ።
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ!
ዓውት ንሓፋሽ ብተግባር!!
ክፍሊ ዜናን ባህልን ግሃድኤ – ሕድሪ ዞና ኤውሮጳ
