ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) By assenna on September 1, 2015

tsegai_tekleገዲም  ተጋዳላይ  ጸጋይ  ተኽለ (ጠቓሚየይ)  ኣብ  1954 ሓምለ 4 ኣብ  ኣስመራ  ገዛባንዳ  ጥልያን ወይ  ከ ኣዲስ  ኣለም  ተወሊዱ።

ኣብ  ኣዲስ ኣበባ  ብዕንጨይቲ  ጽርበት ማላት ፈለኛሞ  ክስ ርሕ  ድሕሪ  ምጽናሕ  ኣብ  1975 ናብ  ኤርትራ ብምምጻእ  ምስ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራ  ተሰሊፉ፡ ቅድም  ኣብ ማሕበር  ሰራሕተኛታት ተመዲቡ ኣብ  ሰሓርቲ ይንቀሳቀስ  ነይሩ ቀጺሉ  ኣብ ኣስመራን  ከባቢኣን  ተመዲቡ  ሃገራዊ ግቡኡ  ኣንድ ገበረ  ምስ ምእታው  ተሓኤ ብ 1981 ናብ  ስዳን ብምእታው  ብሞይኡ  ስርሑ  ቀጺሉ  ኣብዚ  ኣውን  ምስ  ክብርቲ  ብዓልቲ  ቤቱ  ወዘሮ  ጸሃይነሽ  ኪዳነ  ቃል ኪዳን  ኣሲሩ ። ፍረ ቃል ኪዳኖም  እውን  ንዮናታ፡ራሄልን  ሀለን ወለዱ ብምቕጻል ንካናዳ  ምስ  ስድርኡ  ተሰዲዱ  ናብርኡ  ኣንዳኣካየደ  ብሓጺር  ሕማም  ካብዛ  ዓለም  ብነሃሰ 8  2015 ብስድርኡን  ፈተውትን  ተኸቢቡ  ዓርፈ።

ሕዝቢ  ተሮንቶ  ካብ  ዝሓምም  ኣትሒዝኩም  ኣብ  ገዝኡን  ሆስፒታልን  እንዳተማላለስኩም ዘትባብዕኩሞን  ምስ  ዓረፈ  እውን  ካባና  ከይተፈለኹም  ዝተሓዛዘክምናን  ዘቃበርኩምና  ናይ ኦርቶድክሳዊት ተዋህዶ  ቢተክርስትያን  እንዳ ምድሃኔ ኣልም  ምሕዘንኒ  ቦታ ብምሃብ  ፍትሕት ብምክያድ  ዝገበርኩሞ ኩሉ ብጣዕሚ  ነመስግን።

ክሙ  እውን  እንዳሚክኤል  መእምናን  ካህናትን  ብጣዕሚ  ነመስግን። ኣባላትን  ፓስቶራትን  ናይ ወንገላዊት  ቤት ክርስታን  ከማኡ  እውን  ካህናት  ናይ  ካቶሊካዊት  ቤተክርስታያን  ብጣሚ   ነመግስን ። ኣመንቲ  ምስልምና  ኣውን  ተኻፈልቲ  ሓዘና  ብምኻንኩም  ብጣዕሚ  ነመስግን።

ኣብ  ኣስመራ  ዝተገብረ  ካላይ ቀብር  ዝተሳተፍኩምን  ኣብ ዋሽንግቶን ዲስ ን  ስያትልን  ኣብ ገዛና መጺኣኩም  ዘጻናዕኩምና  ብጣዕሚ  ነመስግን።

ስድራ ቤት ጸጋይ ተኽለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *