Seminar by Sheila Keetharuth: Human rights situation in Eritrea

Ms Sheila Keetharuth (Mauritius), Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, will give a lecture at the ASC. Her lecture will be followed by a roundtable discussion under the chairmanship of Prof. Jan Abbink, African Studies Centre Leiden. The purpose of the meeting is to discuss key issues and exchange information pertaining […]

Video: 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya, Survivors September 23, 2015 Vicenews news

Video: 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya, Survivor |.com Eritrean Interview with the survivors of ISIS in Libya. 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya. In a desperate bid to seek a better life in Europe, thousands of refugees and migrants leave the shores of Libya and cross […]

ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ህይስተንን ከባቢኣን

ኣብ ህይስተን ከባቢኣን ንነብር ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ብዛዕባቲ ኣብ ኒውዮርክ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንኽንዘራረብ ሰንበት ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ካፈ ሎያል ህዝባዊ ኣኼባ ከምዘሎ ብኽብሪ ንሕብር። ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንርከብ ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ዝወጸ መግለጺ፡ ንምድጋፍ፡ ከምእዉን […]

ነጻነት ኤርትራ ንምውሓስ ይኹን ዕላማ ቃልስና —ውግእን ዘይርገአት ፖለቲካን ይአክል ንበል ሓቢርና ።

ሎሚ ዕድል ንሃቦ ንሓንቲ ኤርትራ ንቃለስ ንዝብለና—አይንኹን ተጸበይቲ ስጋብ ካሎኦት ዝመጹና ። ጸበባን ባርነት ኤርትራዉያን ዝሳዕረረ ምስ ምምጻእ ህግደፍ ምኻኑ ዘካትዓና  ጉዳይ አይመስለንን–እቲ-ኩሉ ክግበር አለዎ ዝበሃል ሓሳባትን ራኢታትን ዘጠቓለለ እሞ ንኤርትራ ዝጠቅምዩ ክግበር ከአ አለዎ ዝበሃል ሕልምታት ብጽሑፍ ተጻሒፉን–ብቃል ተገሊጹን—ተተንቲኑን  እንተተባህለ ምግናን  አይኮነን ። አብ ተግባር ንምትግባሩን  ፍረ ዉጺኢት ንኸሪኢ አብ ምግባሩን -ጥበባት ግን አይተረኽበሉን […]

ተቃወምቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ሰጊሮም መጥቃዕቲ እንተፈፂሞም፣ ‘ስራሕና ዓዪና ክንምለስ ኢና’ ኢሎም ቀ/ሚ ኃይለማርያም 22.09.2015 22:42

   ቀ  /ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደብሮም ተቃወምቲ ሓደ’ውን እንተኾነ ኣብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ እንተፈፂሙ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ከቢድ ግብረ-መልሲ ክትህበሉ’ያ’ ኢሎም። ‘ከይትፍትን።እንተፈቲንካ ግና ኣቲና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ዘየዳግም ስራሕ ፈፂምና ክንወፅእ ኢና።እዚ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ’ውን ኣፍሊጥና ኢና’ ኢሎም እቶም ቀ/ሚ። እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ኣብ’ዚ ቀረባ ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ ዝተመለሱ፣ ኣብ […]

ዓሻ እንተተዓገስካዮ ዝፈራሕካዮ ይመስሎ እዋናዊ ዛዕባ 22-09-2015 sallina.com

  ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ይቀያየር ኣሎ። ካብ ድሌትን ባህግን መሪሕነት ጉጅለ ኢሳይያስ ወጽዩ ሓድሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ክቀላቐል ምጅማሩ ዕምሪ ናይዚ ብኢሳይያስ ዝምራሕ ጸቢብ ጉጅለ ኣብ መጻብብ ከምዝኣተወ ዘመላኽት’ዩ። ኤርትራ ብሕጊ ጫካ ክትምራሕ ካብ እትጅምር ን24 ዓመታት ዝኣክል ረዚን ዋጋ ኣኽፊልዋ። ሕግን ስርዓትን ብምጥፍኡ ፍትሒ ብምርጋጹ፡ ግህሰት ሰብኣውን ዲሞክራስን መሰላት ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ብምብጽሑ ፡ ብርሰት፡ […]