UPDATE፣ ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ብግዴታ ከይምለሱ ስግኣት ኣሎ Radio Erena: 14 October 2015

ኣብ ሩስያ ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም 2018 ዝኸውን፡ ካልኣይ እግሪ ግጥም ቅድሚ መጻረዩ ንምግባር ናብ ቦትስዋና ካብ ዘምርሐት፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ 10 ተጻወትቲ ብድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ስዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብሃገራዊት ጋንታ ቦትስዋና፡ ኣብ’ታ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም’ኳ እንተነበሩ፡ መንግስቲ ቦትስዋናን መንግስቲ ኤርትራን ብዝገበርዎ ውዲት ግን፡ እቶም ተጻወትቲ ተገዲዶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምዃኖም፡ ሳንደይ ስታንዳርድ ዝተባህለት […]

To donate money for the New York Demonstration, the banking information is below:

    To donate money for the New York Demonstration, the banking information is below: I. For PayPal users:  Sign-in to your PayPal Account  Select →Send Money to Friends and Family  Write email address → nycdemo15@gmail.com then click next  Enter amount e.g. $100.00  Add Notes (Donation for NYC Demonstration & […]

The Latest: German county declares refugee emergency October 9, 2015 8:57 PM

. . 8:45 p.m. A German county has declared an emergency ahead of the arrival of some 1,000 refugees on Monday. Officials in Main-Taunus county west of Frankfurt say the unusual action aims to make it easier for authorities to cope with the influx, for example by suspending certain building regulations. In a statement Friday, […]

ህጹጽ ኣኼባ ኢንድያናፖሊስ፡

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis Indiana ሰዓት 3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን። ብደሓን ምጹ ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ […]