ተጋዳላይ ህ.ግ,ሓ.ኤ ነበር ብጻይ ተኪኤ በራኺ (lewah_meryet) R.I.P Tekie Beraki Lewah_meryet

ተጋዳላይ ህ.ግ,ሓ.ኤ ነበር ብጻይ ተኪኤ በራኺ (lewah_meryet) ብሕማም ምኽንያት ካብ`ዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ: ሓውና ተኪኤ በራኺ ክሳብ ካብዛ ዓለም ዝፍለየና ኣንጻር ዓመጽ ደው ኢሉ ክቃለስ ዝጸነሐ ተባዕ ተቓላሳይ እዩ ኔሩ : ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርሶ : ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃቦም ::

Henos Fikadu's photo.
By Henos Fikadu…

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *