መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም

መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን

መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም

መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን gereger.com

A call for a Demonstration in New York ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ

    Eritreans in North America United in Support of the United Nations Commission of Inquiry would like to cordially announce a major Demonstration at the United Nations Headquarters in New York in support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. History was made on, June 26, 2015, where demonstrations were held […]

Eritrea: Asmara’s Great Architectural Heritage in Danger

  Residents of Asmara, Eritrea’s capital reputed for its Modernist architectural heritage lament the city’s decline as the regime obstructs crucial maintenance of the buildings that gained the city its reputation as ‘Little Rome’ where Italian architects freely experimented daring and innovative designed in the 1930s. In recognition of the importance of this heritage the […]

ነቲ ክኸውን ኣለዎ እንብሎ ዕላማ ጥራይ ጠጠው ንበል ብበላይ መስፍን 28.09. 2015

ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ብቐዳምነት እቲ ልሙድ ሰላምታይ ተቐበሉ፡ ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ እዚ ሃገር ይኹን ህዝቢ ዘይንታዩ፡ ፈቲኹም ጸሊእኩም ኣነ ኢየ ንጉስኩም እናበለ ህዝብና ዘጨንቕ ዘሎ ጠላም ስርዓት ንህዝቢ ኮነ ንሃገር ዝጠቅም ስራሕ ከይሰርሐ ንህዝብና እናበታተነ ንዘይንፈልጦ ዕላማ ጠጠው ዝበለ ስለ ዝኾነ ንህዝቢ ይኹን ንሃገር ዝጠቅም ክሰርሕ ኣይንጸበ። እዚ ስርዓት’ዚ ነቲ ብመስዋእቲ ደቁ ነጻነት ረኺበ ኢሉ ብዕልልታ […]