ተወሳኪ ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ
ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንክትሳተፉ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናብ’ዘን ክልተዝስዕባ ተጠቂሰን ዘሎዋ ሆቴላት ናብ ሓዲ ስልኪ ደዊልኩም መሕደሪ ክፍሊ ክትሕዙ ከም ትእክሉ ነተሓሳሰብ፡፡ 1. Hotel Name: LAGUARDIA PLAZA HOTEL Hotel Contact: HELENA GLOSNICKA Hotel Phone: (718) 457-6300 Group Name: Eritrea for Justice Room Rate: $159.00 […]
ISIS executes 12 Christians—including boy and 2 women who were raped in public and beheaded—for refusing to renounce Jesus
Reuters ISIS gunmen prepare to execute five young men by the roadside for various alleged offences including refusal to fast during Ramadan. Islamic State militants have brutally murdered 12 Christians, including the 12-year-old son of a Syrian ministry team leader who had planted nine churches, for refusing to renounce Jesus Christ and embrace Islam […]
ሕጂኸ ናበይ ከእትዉና ይደልዩ ኣለዉ፣ ብ’ገብረእግዚኣብሄር ወዲ’ባሻይ ጀርመን፣ መስከረም 24/01/2008፡/05/10/15።
ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፣ ወድ’ሰብ ፍጹምነት ከም ዘይብሉ ነብሰይ ንቕድሚት ሰሪዐ እየ ዝኣምን። ትሕዝትኡን ክብደቱን ብዘየገድስ ኣብ እተፈላለየ ሃገራን ውድባ’ውን ጉዳያት ተንከፍ ስነ ጽሑፋት ከም ትረኽቡኒ፡ ኣይዝንግዕን። መብዛሕትኡ ኣብ ውድባዊ ኣተሃላልዋና ዘቶኩር ኮይኑ! ግን ድማ ክሳብ ውልቀ ግብረ-መልሲታት እንዋጠጠሉ መድረኻት ውሑዳት ኣይኮኑን። ናይ ምጥቕቓዕን ምክልኻልን ክልተ እተፈላለየ ስነ ጽሑፋት ምውንጫፋት ከም ዘሎ ርዱእ ኮይኑ! ብሕልፊ’ቲ […]
ተሪር መጠንቀቕታ ንደገፍቲ ህግደፍ ERITREA- NEW YORK DEMO COMMITTEE WARNING TO HIGDEFAWIAN 10/29/2015
ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ Hotel Reservation info
ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንክትሳተፉ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናብዚ ዝስዕብ ተጠቂሱ ዘሎ ሆቴል ስልኪ ደዊልኩም መሕደሪ ክፍሊ ክትሕዙ ከም ትእክሉ ነተሓሳሰብ፡፡ Hotel Name: LAGUARDIA PLAZA HOTEL Hotel Contact: HELENA GLOSNICKA Hotel Phone: (718) 457-6300 Group Name: […]
The Day of Judgement is coming soon
www.jeberti.com/a15/The%20Day%20of%20Judgement%20is%20coming%20soon.pdf
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ዴ.ኤ. ብኣጋጣሚ ዜኽሪ ህልቂት ላምፐደዚ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0410SF5-05ST.pdf
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ሰብ ግብራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከም ዝጀመረ ተገሊጹ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ናብ ወጻኢ ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰባት ንምቁጽጻር፡ ብሃገራዊ ባይቶኡ ኣቢሉ ብዘውጸኦ ተሪር ዓንቀጻት ዝሓቖፈ ሕጊ መሰረት፡ ብኩሉ ኣንፈታት እታ ሃገር፡ ብፍላይ ከኣ ምስ ሱዳን ብዘዳውብ ከተማ መተማ ብዝጀመሮ ምቁጽጻር ኣስታት 200 ኣብ ንግዲ ደቂ- ሰባት ኢድ ኣለዎም ዝበሎም ሰባት ብምሓዝ ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ከም ዝጀመረ፡ ንማዕከን ዜና ቢቢሲ ብምጥቃስ ዝተፈላለያ […]