ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ

ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ምሉእ ዓወት ክጓናጸፍ ዕላማ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ እዩ። ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ንብደረጃ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘማእክል ዞባዊ ናይ ህዝቢ ጥርናፈ`ዩ። ኩሎም ኣካላት ናይ`ዚ ምልዕዓል`ዚ፡ በብከተምኡ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ከም ገዛእ ዋኒኖም ክጉስጉሱ፡ ክሳተፉ ነማሕጽን። ሃብሮማትን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ንነውሕ ክጽዕርሉ ንዝጸንሑ ጅግና ቃልሲ ፡ መርማሪ […]

Eritrea’s dismal human rights situation

    Eritrea’s dismal human rights situation, exacerbated by indefinite military conscription, has led thousands of Eritreans to flee their country every month. Eritrea has had no functioning legislature, independent press, or any semblance of civil society organizations since 2001.  In early 2014, President Isaias Afwerki confirmed his lack of interest in an open society, […]

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ ለበዋ ንጉስ ዳዊት „ በርትዕ ሰብኣይ ኩን.“ 1ይ ነገሰት 2፡ 2 መበገስን መፈጸምን ኣብ ሰብ-ኣውነትን ፍትሓውነትን ዝተሞርኮሰ እንካብ ኮነ ብዙሕ ሓሊፉ፡ „እዚ ውን ይሓልፍ“ ብዝብል እምነት! ክብርን ዝኽርን ነቶም ሓሊፎም ተስፋ ዝገደፉልና/ዝገደፋልና ተብዓት! ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን/ጀርመን 8.10.2015 ውረድ ውርደተኛ! ተዋሪድካ ኣዋሪድካና! ሓቢርና ንንዮርክ (NY) መጺእና ዓለም ትመስክር ክንብለካ ይኣኽለና! ውረድ […]

Eritrea faces day of reckoning as UN weighs choice between sanctions or aid theguardia news

UN security council to assess expert report on alleged support for subversive activity as EU moots possibility of increasing aid to tackle migration problem A report on Eritrea’s alleged support for subversive regional activity comes with relations between the country’s government and the international community at a crossroads. Photograph: AFP/Getty Images  The UN security council […]

ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተጣይስ ጀሚራ Radio Erena : 09 October 2015

ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምጥያስ ክትጅምር’ያ። እዚ ዓርቢ 9 ጥቅምቲ 2015 ዝጅምር ምጥያስ ኤርትራውያን ናብ ሽወደን፣ ኣካል ናይቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዝተሰማማዓሉ፣ ኣብ ኢጣልያን ግሪኽን ንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምምቕራሕ መስርሕ’ዩ። ኣብዘን ሃገራት፣ ብማእከላይ ባሕሪ ዝወሃዙ መብዛሕቶም ዜጋታት ሶርያን ኤርትራን ዝርከብዎም ኣስታት 160 ሽሕ ስደተኛታት ከምዘለው ይፍለጥ።   መንግስታት 28 ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ነዞም ስደተኛታት […]

ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሃናጽን ኣፍራስን ሓሳባት ዝምዘነሉ ደኣምበር፡ መን ተባዕ መን’ከ ፈራሕ ዝግምገመሉ መድረኽ ኣይኮነን።gereger.com

ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሃናጽን ኣፍራስን ሓሳባት ዝምዘነሉ ደኣምበር፡ መን ተባዕ መን’ከ ፈራሕ ዝግምገመሉ መድረኽ ኣይኮነን። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኲናት ዓለም ዝተረእየ ኣሰቃቒ ደማዊ ኲናት፡ ዝበጽሐ ሰብኣውን ነዋታውን ዕንወት ኣብ ጸብጻብ ኣእትዩ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ካብ ዓመጽን ዓመጻዊ ኣተሓሳስባን ነጺሑ፡ ሃገሩ፣ ኣህጉሩ፣ ብሄሩ፣ ሃይማኖቱ፣ ቋንቋኡ፣ ሕብሪ ቆርበቱ፣ ባህሉ፣ ደረጃ ምዕባሌኡ መንን ኣበይን ብዘየገድስ፡ […]

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከቢድ ሕማም ስለዝሓመመ ኣብ ደቡባዊ ሃገር ጀርመን ዝርከብ ከተማ፣ ባደን-ባደን ሆስፒታል ይሕከም ከምዘሎ ዝመጸና ሓበሬታ ሓቢሩ።

    እቲ ዝመጸና ዜና ከምዝሓበሮ፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሕማም መኽንያት ካብ ኣስመራ ብሃገር ቀጠር ኣቢሉ ንጀርመን ከምዝኣተወ እዩ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንሃገር ጀርመን ብወግዒ ይኹን ብስዉር ንኸይኣቱኳ ብፈዴራል ዓቃበ ሕጊ ጀርመንብ1990 ዓ.ም.ፈ. ብከቢድ ክሲ ኣጊዱዎ ከምዝነበረ ጭቡጥ ሓበሬታ ኣሎ። ይኹን እምበር ሎሚ ግና ኢሰያስ ብስዉር ኣብ ውሽጢ ጀርመን ይሕከም ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ይኹን ኣብ […]

Warning against ‘toxic public debates,’ UN official urges global compact on refugee and asylum matters

A refugee lies face down on the stony ground with his hands over his face after reaching shore, near the village of Skala Eressos, on the island of Lesbos, in the North Aegean region of Greece. Photo: UNICEF/Ashley Gilbertson VII 8 October 2015 – The top protection expert in the Office of the United Nations […]

ሰናይ ቅነ ውዑይ ዜና ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ፍሕ ፍሕ ኢላ

ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ፍሕ ፍሕ ኢላ ሃንደበት ንኣስመራ ትብገስ ኣላ ካብ ኣባላታ ክለተ ድማ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ኣብ ኣመሪካ ተሪፎም ኣለው።  ንሳቶም ድማ ፍልጥትን ሓያል ድምጻዊትን ዝኾነት ፍጡማ ስሌማንን :ሞተር ናይታ ጉጅለ ባህሊ ዝኮነ ተጻዋታይ ኪቦርድ ወዱ ንዑስማን ዓብደልሪሕምን ነቲ ስርዓት ራሕሪሖም ተሪፎም አለው። እታ በዓል ፊሒራ ዝርከብዋ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ሕድሕዳዊ ባእስን ዘይምስምማዕን ተጸሚዳ […]