Eritrean orthodox church in Rotterdam at centre of abuse alarm

Eritrean orthodox church in Rotterdam at centre of abuse alarm Society January 11, 2016   The Dutch refugee settlement agency COA has told young asylum seekers not to attend services at the Eritrean orthodox church in Rotterdam because of concerns they will be at risk of abuse, the Reformatorisch Dagblad says on Monday. The organisation […]

ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ 112 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም Radio Erena: 11 January 2016

  ኣስታት 200 ስደተኛታ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ። እታ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝዓነት ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ድሕሪ ምብጋሳ ብዙሕ ከይርሓቐት’ያ ብዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ጥሒላ። ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ርእሰ ምምሕዳር 75 ስደተኛታት ከድሕኑ እንከለዉ፣ 112 ከኣ ጥሒሎም ከምዝሞቱ […]

Civil Society Associations and their role in democratic transitions By Fesseha Nair

  The meaning of civil society, although a term used frequently, is elusive. However, there is a fair amount of scholarly consensus around a broad view of civil society as one of the basic elements of a society, alongside the state and the market. A commonly used definition in a academic suggests that civil society […]

ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا

ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا يسر جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية دعوة كل الوطنيين الإرتريين للمشاركة في الندوة السياسية الهامة التي ستعقد في فرانكفورت بألمانيا، ويترأسها المناضل الدكتور هبتي تسفاماريام رئيس الهيئة التنفيذية للتنظيم، وذلك لمناقشة القضايا الوطنية الراهنة، وأهمية حشد الطاقات الوطنية من أجل إنقاذ الشعب والوطن في إرتريا. القضايا التي ستثار في الندوة: […]

ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት

ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት    ሃገራዊ ጉዳያትና ብሓባር ንምዝታይን ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዓቕምታትና ንምጥርናፍን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ውድብ ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምርሖ ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን ንኸካይድ መዲቡ ስለ ዘሎ፣ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ንክሳተፉ፣ ብኽብሪ ይዕድም።  ኣ  ብ’ቲ ሰሚናር ዝላዓሉ ዛዕባታት እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

    ምቋም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውጽኢት ዕቱብ ገድላዊ ጻዕሪ ተቃለስቲ ኣካላቱ ዝመስረቱዎ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዓቕምታት ዝጉስጉስሉን ንድለይቲ ለውጢ ኣብ ክሊ ሓደ ስፊሕ ሃገራዊ መድረኻዊ ጽላል ዝጥርነፍሉን፡ ንዝኽይድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋትን ዕማማቱ ውሑስ ንምግባርን ዝዓለመ’ዩ።   ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሞንጎ’ቶም ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእስያትን […]