USCIRF: Release Eritrean Orthodox Patriarch Abune Antonios   FOR IMMEDIATE RELEASE January 19, 2016

  The U.S. Commission on International Religious Freedom (USCIRF) solemnly marks the 10 year anniversary tomorrow of the illegal removal and detention of Eritrean Orthodox Patriarch Abune Antonios as head of the Eritrean Orthodox Church. “USCIRF calls on the Eritrean government to immediately release Patriarch Antonios and allow him to return to his rightful position […]

ዋዕላ ናይሮቢ ኣዲስ ምስጢ ኣላታ እዛ ዑፍ ኣኽራናት ኤረ ትራ ደጀናታ ንተቃወምቲ ውድባት ሂባ ስምዕታ..ተናዘዝ በልዎ ትንፋስ ኣይትሃብዎ ኣርዮስ እግባይ እንታይ ኣፍሊጥዎ ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ መበል 20 ክፋል በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን 19-1-2016

  www.gereger.com/data/media/NiwObF4x8.pdf  

መንእሰያት ኤርትራ ነበርቲ ኣንጎላ፡ ብዘይተፈልጠ ሕማም ኣብ ሕጺር እዋን ይሞቱ ኣለዉ። Published on19 January 2016

ኣብ ኣንጎላ ዝነብሩ ሸሞንተ ኤርትራዊያን ኣብ ሓጺር እዋን ብዘይተፈልጠ ሕማም ተለኽፎም፡ክሞቱ ከለዉ፡ ሓሙሽተ ዝኾኑ ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቑቦም ከምዘለዉ ምስፈለጥና፡ ብዛዕባዚ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ጋዜጠኛን ህዝባዊ ርክባትን ዝነበረሞ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ኤርትራ ንብዙሕ ዓመታት ተኣሲሩ ዝተፈትሐን ኣብዚ እዋን ኣብ ኣንጎላ ዝነብር ዘሎን ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ተወኪስናዮ ኣሎና። ካብ ካል ኦትውን መረጋገጺ ረኺብና […]

ንጸረ-ህዝቢ ተግባራት ህግደፍ ዝቃልዕ፡ ንለውጥን ቃልስን ድማ ዝጽውዕ በራሪ ጽሑፋት ብ11 ን 12 ጥሪ 2016 ኣብ ከተማ ኣስመራ ተበቲኑ ሓዲሩ፡ በዚ ምኽንያት ብዙሓት ዜጋታት ተኣሲሮም።

እሙናት ምንጭታት ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ብ16 ጥሪ 2016 ኣብ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፡ ነበርቲ ከተማ ኣስመራ ብክብሪ መነባብሮን ዓፋኒ ምሕደራን ኣብ ዝተማረርሉ ወቕቲ፡ መንቀሊ ናይ’ቲ ሕሰም፡ ተሓታትን መፍትሕን ዝገልጽ ጽሑፋት ብ11 ን 12 ጥሪ 2016 ብብዝሒ ኣብ ጎደናታት እታ ከተማ ምብታኑ፡ ንሰበ-ስልጣንን ኣባላት ጸጥታን እቲ ስርዓት ኣብ ከቢድ ስግኣት ኣእትይዎም ከም ዝርከብ ሓቢሮም። ስምዒት ህዝቢ ብዝያዳ […]

25 ዓመት ጭርሖ ምኽንያት ዘይብሉ መኸተን ፍረ-ኣልቦ ልምዓትን መኸተን ልምዓትን ከም ኣምር ፎኪስ ዘረባ ኣይኮነን ኣዝዩ ከቢድ’ዩ።

ብመንጽር ክብደቱ ድማ፡ መዓስ ይበሃል፡ መን ይብሎ፡ ከመይ’ከ ኣብ ባይታ ይትርጎም፡ ገለ ካብ መምዘኒታቱ’ዩ። መኸተ ኣንጻር መን? ኣንጻር ድሕረትን ድኽነትን፣ ኣንጻር ባህሪያዊ ሓደጋታት፣ ኣንጻር ውሽጣዊ ፖለቲካውን ጸጥታውን ዘይምርግጋእ ወይስ ኣንጻር ግዳማዊ ወራር? ብብሩህ ብጭብጢ ብሰነድ ክግለጽ ይግባእ። ዘይምኽንያታዊ ብዘይብሩህ ኣገባብ ብሓደ መስኖ ጥራሕ ዝወርድ ዘይጭበጥ ፕሮፖጋንዳ ዘይኮነ፡ ኣብ ባይታ ብዓይኒ ዝረአ፡ ዝድህሰስ፡ ህዝቢ ዝኣምነሉ፡ ዝምስክረሉ […]