http://gereger.com/data/media/DHHsAIcQx.pdf
ትንቢታዊ መልእኽቲ ብዛዕባ ምስግጋር ስልጣን ሃገረ ኤርትራ ‘Healing: in Peace’* ፓስተር መሓሪ ደበሳይ
www.gereger.com/data/media/HGeFwcqq1.pdf
ውዳበ ናብ ዓወት ከብጽሕ ዝኽእል ጥርናፈ ኢዩ ሓፋሽ ይወደብ፡ ይንቃሕ፡ ንመሰሉ ይቃለስ፡
ሓፋሽ ይወደብ፡ ይንቃሕ፡ ንመሰሉ ይቃለስ፡ ብዝብል መሪሕ ህዝባዊ ቃልሲ ንምልዕዓል፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ፡ ብዕለት 24 ጥሪ 2016 ኣብ ቤት ጽሕፈት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሰፊሕን ካብ ናይ ቅድሚ ሎሚ ብዕሙቕ ዝበለ ደረጃን ወርሓዊ ኣኼብኦም ኣካይዶም፡፡ እዚ ብሓላፊ ውደባ ግሃድኤ- ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ብጻይ ፍስሃየ ሃይሉ፡ ብሓላፊ ውደባ ኣብ ኢትዮጵ […]
Foresight Africa 2016: Maintaining a focus on women’s empowerment
African women are becoming increasingly involved in leadership. As seen in Figure 1, female participation in African legislatures outpaces many developed countries. Rwanda (at 63.8 percent) ranks number one in the world, with the Seychelles, Senegal, and South Africa similarly being in the top 10 countries. Fifteen African countries rank ahead of France and […]
መምርሒ ንኣሰናዳኢት ሽማግለ ንምድላው ካልኣይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
www.gereger.com/data/media/3OnbMNoTU.pdf
Canadian mining company defending itself against abuse allegations Posted Jan 21, 2016 11:45 pm PST
VANCOUVER (NEWS 1130) – Should foreigners who allege human rights abuses against a Canadian company operating in a foreign land have their case heard in a Canadian court? Such arguments are currently being heard in a Vancouver court. The case involves Vancouver-based mining company Nevsun and three employees from Eritrea. In their notice of civil […]
He told me: “You are in front of the most beautiful fountain in the world, the Trevi Fountain.” That is my first memory of Rome.
I left Eritrea to live in freedom and without fear. I was born and raised during war. At that time you could always be suspected by anyone, for anything you said. We were fighting our own brothers and it was difficult to accept. We were constantly living in fear. Even to go from […]
“ተጽግበካ ቅጫስ ኣብ ሞቕላኣ ከላ ተፍልጥ”
ካብ ሰኒ ዕለት 18/01/2016 ጀሚሩ ልኡኻት ሓለፍቲ መድረኽ ዝኾኑ ዶ/ር ኣስፋው ተኸስተ ፡ ኣምባሰደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስን ኣቶ ሙሕየዲን ሸንገብን ናብ ኢትዮጵያ ብምእታው ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ጀሚሩ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናት እታ ሃገር ከምዝተራኸቡን ከምኡ’ዉን ብረቡዕ ምስ ኣባላት ኪዳን ማለት’ዉን ምስ ጀብሃ፡ ፌደራሊያ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ፡ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር፡ ናህዳ፡ ብዶ/ር ሃብተ ዝምራሕ ድሕነትን […]
“ተጽግበካ ቅጫስ ኣብ ሞቕላኣ ከላ ተፍልጥ”
http://sallina.com/?p=3180
ብተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ሕ.ሃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ Radio Erena: 25 January 2016
ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደርቂ ኣብ ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክህሉ ኣብ ዝኽእል ልምዓታዊ ምትሕግጋዝን ጉዳይ እገዳን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ዑደት ከካይድ’ዩ። እቲ ብተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህጹጽ ረዲኤትን ካንግ ኩዮንግ ዋ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብዚ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ […]