ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ባር ሸባ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቀትለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ፣ ብጥይት ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ብጠዋሉን በእጋሮምን ዝሃረምዎ ኣርባዕተ እስራኤላውያን ተኸሲሶም። እቲ ሃብቶም ዝተባህለ ኣብ ክሊ ዕድመ መወዳእታ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ፣ ብ18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ባር ሸቫ፣ ኣብ መደበር ኣውቶቡስ ኣብ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ፣ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ነቲ መጥቃዕቲ ካብ ዝፈጸሙ ክልተ ሰባት ሓደ […]
Endangered camel caravans of the Ethiopian salt mines Arrival of big companies and technology advances, threaten ancient livelihood at Ethiopia’s dried, salty inland seabed.
Danakil, Ethiopia – Salt miners ply an ancient and gruelling trade in Ethiopia’s northeastern Danakil Depression, one of the hottest and lowest places on Earth. Danakil contains vast salt flats as well as sulphur springs and rumbling volcanoes created by the grinding of three tectonic plates. Yet this inhospitable landscape manages to support the Afar people, a […]
መ ር ድ እ ወ/ሮ ግደይ የሱፍ (ጓል ሓሺ) ተጋዳሊት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤሪትራ ዝነበረት ብሕማም ክትሳቀ ድሕሪ ምጽንሓ : ኣብ መበል 49 ዕድመአ ኣብ ከተማ ማንይሃይም ብዕለት 08/01/2016 ካብ እዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና
www.gereger.com/data/media/3QFo2KoyE.pdf
Eritrean orthodox church in Rotterdam at centre of abuse alarm
Eritrean orthodox church in Rotterdam at centre of abuse alarm Society January 11, 2016 The Dutch refugee settlement agency COA has told young asylum seekers not to attend services at the Eritrean orthodox church in Rotterdam because of concerns they will be at risk of abuse, the Reformatorisch Dagblad says on Monday. The organisation […]
Mr,Salih Gadi wishing You a good health From E.L,F. North America and Canada…10-1-2016 gereger.com
ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ 112 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም Radio Erena: 11 January 2016
ኣስታት 200 ስደተኛታ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ። እታ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝዓነት ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ድሕሪ ምብጋሳ ብዙሕ ከይርሓቐት’ያ ብዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ጥሒላ። ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ርእሰ ምምሕዳር 75 ስደተኛታት ከድሕኑ እንከለዉ፣ 112 ከኣ ጥሒሎም ከምዝሞቱ […]
Civil Society Associations and their role in democratic transitions By Fesseha Nair
The meaning of civil society, although a term used frequently, is elusive. However, there is a fair amount of scholarly consensus around a broad view of civil society as one of the basic elements of a society, alongside the state and the market. A commonly used definition in a academic suggests that civil society […]
ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا
ندوة سياسية هامة في فرانكفورت بألمانيا يسر جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية دعوة كل الوطنيين الإرتريين للمشاركة في الندوة السياسية الهامة التي ستعقد في فرانكفورت بألمانيا، ويترأسها المناضل الدكتور هبتي تسفاماريام رئيس الهيئة التنفيذية للتنظيم، وذلك لمناقشة القضايا الوطنية الراهنة، وأهمية حشد الطاقات الوطنية من أجل إنقاذ الشعب والوطن في إرتريا. القضايا التي ستثار في الندوة: […]
ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት
ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት ሃገራዊ ጉዳያትና ብሓባር ንምዝታይን ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዓቕምታትና ንምጥርናፍን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ውድብ ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምርሖ ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን ንኸካይድ መዲቡ ስለ ዘሎ፣ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ንክሳተፉ፣ ብኽብሪ ይዕድም። ኣ ብ’ቲ ሰሚናር ዝላዓሉ ዛዕባታት እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ […]
Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
www.gereger.com/data/media/KaMNT6h8X.pdf