ንጸረ-ህዝቢ ተግባራት ህግደፍ ዝቃልዕ፡ ንለውጥን ቃልስን ድማ ዝጽውዕ በራሪ ጽሑፋት ብ11 ን 12 ጥሪ 2016 ኣብ ከተማ ኣስመራ ተበቲኑ ሓዲሩ፡ በዚ ምኽንያት ብዙሓት ዜጋታት ተኣሲሮም።

እሙናት ምንጭታት ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ብ16 ጥሪ 2016 ኣብ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ፡ ነበርቲ ከተማ ኣስመራ ብክብሪ መነባብሮን ዓፋኒ ምሕደራን ኣብ ዝተማረርሉ ወቕቲ፡ መንቀሊ ናይ’ቲ ሕሰም፡ ተሓታትን መፍትሕን ዝገልጽ ጽሑፋት ብ11 ን 12 ጥሪ 2016 ብብዝሒ ኣብ ጎደናታት እታ ከተማ ምብታኑ፡ ንሰበ-ስልጣንን ኣባላት ጸጥታን እቲ ስርዓት ኣብ ከቢድ ስግኣት ኣእትይዎም ከም ዝርከብ ሓቢሮም። ስምዒት ህዝቢ ብዝያዳ […]

25 ዓመት ጭርሖ ምኽንያት ዘይብሉ መኸተን ፍረ-ኣልቦ ልምዓትን መኸተን ልምዓትን ከም ኣምር ፎኪስ ዘረባ ኣይኮነን ኣዝዩ ከቢድ’ዩ።

ብመንጽር ክብደቱ ድማ፡ መዓስ ይበሃል፡ መን ይብሎ፡ ከመይ’ከ ኣብ ባይታ ይትርጎም፡ ገለ ካብ መምዘኒታቱ’ዩ። መኸተ ኣንጻር መን? ኣንጻር ድሕረትን ድኽነትን፣ ኣንጻር ባህሪያዊ ሓደጋታት፣ ኣንጻር ውሽጣዊ ፖለቲካውን ጸጥታውን ዘይምርግጋእ ወይስ ኣንጻር ግዳማዊ ወራር? ብብሩህ ብጭብጢ ብሰነድ ክግለጽ ይግባእ። ዘይምኽንያታዊ ብዘይብሩህ ኣገባብ ብሓደ መስኖ ጥራሕ ዝወርድ ዘይጭበጥ ፕሮፖጋንዳ ዘይኮነ፡ ኣብ ባይታ ብዓይኒ ዝረአ፡ ዝድህሰስ፡ ህዝቢ ዝኣምነሉ፡ ዝምስክረሉ […]

Martin Luther King Speeches Excerpts from King’s most famous addresses

    Letter from Birmingham Jail — April 16, 1963The success of Martin Luther King’s non-violent movement against segregation and injustice in the American south owes much to his visionary and inspirational eloquence. The following are excerpts from King’s most popular speeches, according to the Martin Luther King, Jr., Paper Project at Stanford University. While […]

Four Israelis Indicted in Lynching of Asylum Seeker in Be’er Sheva read more: http://www.haaretz.com/israel-news/.premium-1.697104

Indictment charges IDF soldlier Yaakov Shamba, Israel Prison Service officer Ronen Cohen, Eviatar Damari and David Moyal with aggravated assault, an offense punishable by up to 20 years in prison. Almog Ben Zikri Jan 12, 2016 10:43 PM     An Israel Defense Forces soldier, a prison officer and two other men were indicted Tuesday […]

ERITREAN GIRLS TOLD TO AVOID ROTTERDAM CHURCH AFTER SEX ABUSE CHARGE Posted on Jan 12, 2016 by Janene Pieters

      The central agency for the reception of asylum seekers in the Netherlands COA is advising minor Eritrean girls not to attend church services at the Eritrean Orthodox Church in Rotterdam after the organization received numerous signals of young women being abused in the community around the church, NOS reports. Over the past […]

መዘኻኸሪ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም Freedom Friday Project (Arbi Harnet) Stop Slavery in Eritrea Campaign

    ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮምሽን ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ካልኣይን ኣገዳስን ጸብጻባ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ 2016፡ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከተቕርብ ስለ ዝኾነት፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ብዓቢ ሃንቀውታ ዝጽበዮ ዘሎ መስርሕ’ዩ። ኣብዚ ካልኣይ ጸብጻባ፡ እታ መርማሪት ኮምሽን፡ ንገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት (crimes against humanity) ብዝምልከት […]