ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት

ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ፍራንክፎርት    ሃገራዊ ጉዳያትና ብሓባር ንምዝታይን ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዓቕምታትና ንምጥርናፍን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ውድብ ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምርሖ ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን ንኸካይድ መዲቡ ስለ ዘሎ፣ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ንክሳተፉ፣ ብኽብሪ ይዕድም።  ኣ  ብ’ቲ ሰሚናር ዝላዓሉ ዛዕባታት እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

    ምቋም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውጽኢት ዕቱብ ገድላዊ ጻዕሪ ተቃለስቲ ኣካላቱ ዝመስረቱዎ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዓቕምታት ዝጉስጉስሉን ንድለይቲ ለውጢ ኣብ ክሊ ሓደ ስፊሕ ሃገራዊ መድረኻዊ ጽላል ዝጥርነፍሉን፡ ንዝኽይድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋትን ዕማማቱ ውሑስ ንምግባርን ዝዓለመ’ዩ።   ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሞንጎ’ቶም ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእስያትን […]

Eritrean gospel singer Helen Berhane was tortured for her beliefs. Now she’s speaking up. Rosie Scammell |

 0 ROME (RNS) Gospel singer Helen Berhane found new life in Europe after fleeing Eritrea, where she was locked in a shipping container and tortured for her religious beliefs. Berhane, who was released in 2006 after spending 32 months in custody, spoke recently at a Rome conference on Christian persecution in the hopes others might […]