Authoritarianism in Eritrea and the Migrant Crisis Author: Zachary Laub, Online Writer/Editor

      Tens of thousands of Eritreans have arrived at Europe’s shores in recent years seeking asylum. They make up a significant share of the unprecedented stream of migrants and refugees making their way to the European Union, undertaking dangerous journeys while challenging the bloc to find a collective response consistent with refugee law. Many more […]

ጅግና ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢኻ hehnet.org

 ሓርበኛ  ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ድሮ ካብ ዝስዋእ 6 ዓመታት እነሆ ሓሊፉ። ብጻይ ኢዮብ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2009 ኢዩ ተሰዊኡ፡ ብዕለት 07 ጥሪ 2010 ከኣ ብብጾቱን ፈተውቱን ከምኡ’ውን ብኣማእት ዝቝጸሩ ሃገራውያንን ተዓጂቡ ብዓቢ ስነ ስርዓትን ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።  ብጻይ ኢዮብ፣ ካብ ግዜ ንእሰነቱ ኣትሒዙ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ፣ ልዑል ፍቕሪ ህዝቡን ሃገሩን ተዓጢቑ፣ ንነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ፣  ኣብ […]

ስድራቤት ብዳዒሽ ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ Radio Erena: 25 December 2015

  ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ናይ ዝቐተሎም ኤርትራውያን ስድራቤታት ይርድኡ ኣለዉ። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝጨወዮም ስደተኛታት ክትሃድሙ ፈቲንኩም ንዝበሎም ብውሕዱ 10 ኤርትራውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ከምዝቐተሎም ነቲ ፍጻሜ በዒንቶም ዝተዓዘቡ ኤርትራውያን ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣረጋጊጾም።

ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ Radio Erena: 24 December 2015

ኣብ 10 ነሓሰ 2015 ንሓንቲ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ዝቀተለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ንሕልፍተ ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ኣብርሃም ዑቕባጋብር ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ቫስትሮስ ኣብ ዝተባህለ ከተማ፣ ኣቑሑ ገዛ ኣብ ዝሽየጠሉ ትካል IKEA ‘ዩ፣ 55 ዓመት ዝዕድሚኣ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ብኻራ ወጊኡ ቐቲልዎም። ብኻራ ገዛእ ርእሱ ንምቕታል’ውን ፈቲኑ ኔሩ’ዩ።   ይኹን’ምበር ብህይወት እንከሎ […]