www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/0510CSF7-03AE.pdf English link www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/0510CSF7-02AA.pdf Arabic linc ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን። ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣ ኣፍረይቲ ደቃ ካብ ሃገር ሃጽ ኢሎም ከም ዝጠፍኡ ይግበር ኣሎ። እቶም ካብ ሃገር ከምልጡ ዝኸኣሉ ከኣ፣ ናብ ኣሰቃቒ ሓደጋታት ክሳጥሑን፣ […]
“Deliverance: A Tale of Colliding Passions and the Muse of Forgiveness. A Historical Novel” Author: Bereket Habteselassie Review: Solomon Gebreselassie
This is a book essentially about the Ethiopian People’s Revolutionary Party (EPRP). The author is no stranger to most Ethiopians and Eritreans. He held several positions of power in Ethiopia, such as Attorney General, Associate Justice of Ethiopia’s Supreme Court, Vice Minister of Interior, and Mayor of the Eastern Ethiopian City of Harer. After switching […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ጭፍራ ህግደፍ ከም ወትሩ ኩሉ መሳርሒ እንዳተጠቐመ ድግዲጊት ተዓጢቑ ህዝቢ ንምብዳል ውራየይ ኢሉ ሒዙ ይቕጽሎ ኣሎ ጭፍራ ህግደፍ ንቡር ከሊኡ ዘይንቡር ንቡር ንኽገብር ዝጽዕር ዘሎ ጭፍራ እዩ። ንመንእሰያት ኣብ’ቲ ውልዶ ዕድምኦም ወሲዱ እቲ ንቡር ከም ዘይነበረ እቲ ዘይንቡር ከኣ ከም ቅቡል ክውሰድ ዝምህር ዘሎ ጉጅለ እዩ። ኣብ ዓለም ከም’ዚ ተራእዩ ኣይፈልጥን እዩ። እስከ ገለ […]
ሰሚዕኩምዶ ዓወት ናይ ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ ደስ ይበልካ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደስ ኢሉና።(Dr.Alganesh Fissaha Gandi is the winner)
እንቛዕ ሓጎሰኪ! Congratulations on your achievements. You have made us all proud. Great job, keep it up. ክብርቲ ሐፍትና ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ኣብ ሂዋታ ዝገበረቶ ኣበርክቶ ንህዝቢ ኤርትራ መምዘኒ ኣይርከቦን ኢዩ።ዘርዚርካውን ዝውዳእ ኣይኮነን።ኩሉ እቲ ሰናይ ተግባራታ ኣብ ዝኸበረ ናይ ታሪኽ መጻሕፍትን ሐወልቲ ክሰፍር ሙኻኑ ኣይንራጠርን ኢና።ኣልጋነሽ ኣደ ፍትሒ ኣደ ውጹዓትን ኢያ ስለዝኾነት ካኣ እነሆ ብህዝባ ኮሪዓ […]
US eases Sudan economic and trade sanctions (ሕቡራት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳናዊያን ዝነበረ እገዳ ከተልዕሎ ሙኻና ምንጭታት ይሕብሩ)
www.aljazeera.com/news/2017/10/economic-sanctions-sudan-lifted-171006165531902.html
ንዝኣመነ ብሴፍ… ንዝኸሓደ ብሴፍ! (ዛንታ ሰዲግ ዘ-ባረንቱ)
ከምቲ ልሙድ ኣብ ዘዘለኹምዎ ዝኸበረ ሰላምታ ይብጻሕኹም!! ክቡራት አንበብቲ! ጸሓይ ዝተጨወየት ናጽነትና ዳግማይ ክሳብ ትበርቕ…”ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል..”፡ ንዓና ንኤርትራውያን ፡ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ልዕሊ ፍትሕን ርትዕን ካልእ ኣጀንዳ ስለ ዘይብልና፡ ከምኡ’ውን ልዕሊ ጸላኢ ሰናያት ኣባጓይላ ህግደፍን ሒደት ሰዓብቱን፡ ካልእ ጸላኢ ስለ ዘይብልና፡ ሎሚ ውን ከምቲ ልሙድ “ዕርፈይ ኣጽኒዐ” ካልእ ድጉል ሚስጢረ […]
Highway Through Hell
http://europeslamsitsgates.foreignpolicy.com/part-2-highway-through-hell-niger-africa-europe-EU-smuggling-migration
ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ 10ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ፡ ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ዜና ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ 10ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ፡ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) 10ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 01 ክሳብ 02 ጥቅምቲ 2017 ኣካይዱ ከምዝዛዘመ ኣብ ዝለኣኸልና ዜና ሓቢሩ፡፡ እቲ ዝበጽሓና ዜና ወሲኹ ከምዝሓበሮ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ ዕለት 17-20 ሰነ 2017 ምክያዱን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣቐሚጡ ምዝዛሙን […]
Man accused of being one of world’s most wanted people smugglers faces trial Al Jazeera 3 hours ago
www.aljazeera.com/news/2017/10/man-accused-worlds-wanted-people-smugglers-faces-trial-171003201112067.html
Eritrean tells court he’s not migrant smuggling kingpin
An Eritrean man accused of being a kingpin of a migrant smuggling ring has told a court in Palermo that his is a case of mistaken identity. The suspect’s lawyer, Michel Calantropo, said his client made the declaration as the trial for human smuggling reopened Tuesday in a new court and was combined with a parallel trial. […]