Breaking News ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ቤት ትምርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ዝተላዕለ ከቢድ ተቃውሞ ተኻይዱ።

ኣብ ኣስመራ ኣኽርያ ዝርከብ ናይ ኢስላምያ ቤት ትምህርቲ ዲያል ኣል ኣስላምያ ኢሉ ዝጽዋዕ ብዝተገብረ ስጉምቲ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ከምዝተኣሰሩን ነዚ ናይ ህግድፍ ኣመራርሐ ብሙቅዋም ኣብ ጽርግያታት ኣስመራ ናዕቢ ከምዝተራእየ ምንጭታት ይገልጹ።ብተወሳኺ ውን ኣብ ዝተፈላለያ ቦታታት ናይ ተኹሲ ድምጺ ከምዝነበረ ተሐቢሩ፡በዚ ኣግጣሚ ህዝቢ ኤርትራ ይኣኽለና ጭቆና መሰልና ይተሐለወልና ኢሉ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ ይቃወም ከምዘሎ ውን […]

ኽብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ብርጭቆ ስብሐት ባይርኡ ብዝሐደረን ሕማም ኣብ ሑቅፈ ደቀን ክኣልያ ድሕሪ ምቅናሕ ብዕለት 29/10/2017 ሰዓት 8:30 ድ/ቀ ዓሪፈን።

መርድእ ኽብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ብርጭቆ ስብሐት ባይርኡ ብዝሐደረን ሕማም ኣብ ሑቅፈ ደቀን ክኣልያ ድሕሪ ምቅናሕ ብዕለት 29/10/2017 ሰዓት 8:30 ድ/ቀ ኣብ መበል 83 ዕድምኤን ዓሪፈን። ፍትሐትን ስነስርዓት ቀብርን ዝፍጸመሉ ቦታን ዕለትን- ሐሙስ 2-11-2017 (Thursday 2,2017) ፍትሐት ዝግበረሉ ቦታ- 95 Mountain View Ave, Santa Rosa, CA 95407 Orthodox church  ጊዜ 11፡00 AM-12:00pm ስነስርዓት ቀብሪ 1፡00PM at 1900 Franklin Avenue […]

ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያን ምጉባጥ ኣካየድታ ብጅምላ ይእሰሩ ኣለዉ ።

  ገባቲ ስርዓት ህግዯፍ መቐጸልታ ጸረ ህዝቢ ተግባራቱ ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ከባቢ ኣኽሪያ ንዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያ ንምጉባጥ ሽማግለታት ወለድን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ብጅምላ ይኣስርም ህላዉ ምንጭታትና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም፡ እዚ ኣብ ልዕሊ ሓርበኛ ኣቦና ሸኽ ሙሳ መሓመድ ኑርን ካለኦትን ተወሲደ ዘሎ ናይ ምእሳር ሱጉምቲ ድሕሪቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተገብረ ዓመታዊ […]

Ethiopia must give youth a voice, act on human rights – U.S. envoy to U.N.

Ethiopia must give its youth a voice and also act on human rights, a United States envoy has told Prime Minister, Hailemariam Desalegn. Nikki Haley, the United States ambassador to the United Nations on Monday met with the premier as part of a three-nation tour of Africa. Ethiopia was the first stop of a tour […]

ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ምስ ክልተ ደቀን፡ ኣብ ገዝአን ሞይተን ተረኺበን ካብ ቅድሚ ኣዋርሕ ኣትሒዘን ከምዝሞታ ይሕበር ብ መርበብ ሓበሬታ ናትና።

ዘሕዝን  ዜና  ኣብዛ ዝሓለፈት ሰሙን፡ ማዕከናት ዜና ነርወይ ሰለስተ ደቀንስትዮ ኣብ ራምሶስ ኦስሎ ኣብ ዝርከብ ገዝአን ሞይተን ከምተረኽባ ገሊጸን።  እተን ዝሞታ፡ ኣደ ጓል 69 ዓመት፡ ዓባይ ጓለን ጓል 35 ዓመት፡ ንእሽቶ ጓለን ድማ ጓል 28 ዓመት ከምዝነበራ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። መርበብ ሓበሬታ ናትና ምስዚ ጉዳይ ቅርበት ካብ ዘለዎም ወገናት ካብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ እዛ ስድራቤት ኤርትራዊ መበቆል […]