www.msn.com/en-us/news/breakingnews/two-hours-of-horror-disbelief-as-gunman-opens-fire-in-las-vegas/ar-AAsPgI2
Ethiopia Frees Eritrean Journalists After Nearly 11 Years
Two Eritrean TV journalists who spent more than a decade imprisoned in Ethiopia have been released, according to family members and Eritrean press freedom advocates. The sources told VOA’s Horn of Africa service that Tesfaldet Kidane and Salih Gama were released over the weekend. A family member of Kidane said Gama has already left for […]
Eritrea suffers new U.S. sanctions over human trafficking (ምሕደራ ኤርትራ ኣብ ዓቢ ሽግር ይርከብ፡ኸም ሳዕቤኑ ካኣ ንህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ሃሳይ ኢዩ።)
www.africanews.com/2017/10/02/eritrea-suffers-new-us-sanctions-over-human-trafficking/
ኢትዮጵያ መንግስቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ንኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ምሕረት ሂባ።
http://hrc-eritrea.org/letter-to-prime-minister-hailemariam-desalegne/ ድሕሪ ዳርጋ ናይ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ማእሰርቲ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት ኪዳነን ጋዜጠኛ ሳልሕ እድሪስ ገማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ መጀመርያ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ተፈቲሖም። ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እዞም ክልተ ጋዜጠኛታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ንክወጹ ብዙሕ ጻዕርታት ከካይድ ጸኒሑ እዩ ። ነቶም እሱራት እንቛዕ ካብቲ ብዘይ ክስን ፍርድን ተኣሲርኩሙሉ ዝጸናሕኩም […]
Alganesc Fessaha, in Italy with the Missionary Center of Trento
link to vote for Alganesh Fesseha http://premiodelvolontariato.focsiv.it/en/premiodelvolontariato.focsiv.it/en Alganesc Fessha was born in Eritrea, who has almost always lived in Milan, a medical practitioner in Ayurveda medicine, a nurse of the non-governmental organization “Gandhi”, who has been fighting for years to save refugees from the Horn of Africa, Europe facing enormous risks of all kinds. This struggle is mainly […]
ክቡራት ተኸታተልቲ! Sacttism.
ኣብ ቀረባ፣ ብዛዕባ ብወኪል ሃ/ድሕነት፣ ኣብ ጽንብል 24 ግንቦት፣ ቦምባ ከፈንጅር ንፍሉይ ስርሒት ዝተልኣኸ፣ ሳዲግ ዝተብሃለ ኣባል ብሄር ኩናማን ዘሕዝን ፍጻሚኡን፣ ከምኡ ‘ውን ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ዝምልከት፣ ዝርዝር ሓበሬታ ክፍንወልኩም’የ። ክሳብ ሽዑ፣ ብኣባላት ውሽጣዊ ጸጥታ፣ ብትእዛዝ ፕረሲደንት፣ ካብ ናይ ሜ/ጀ ተኽላይ ሃብተስሉስ ኮምፑዩተር፣ ብፍሉይ ስርሒት ካብ ዝተወሰዱ ገለ ሰነዳት የቕርበልኩም። ምሳይ ካብ […]
መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ሸውሃት ዝዓጹ ኣዘራርባ ብንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)
ክሳብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ኣነ’ውን ርእይቶይ ንምሃብን ርእይቶ ካልኦት ንምስማዕን ብኢንተርኔት ንዝወሃብ ኣስተምህሮታትን ብራድዮ ንዝፍኖ ጽሑፋትን ኣብ ፓልቶክ ንዝካየድ ክትዓትን ካብ ዝከታተሉ ግዱሳት ኤርትራውያን ሓደ ኢየ ጸኒሔ ። ኣብዚ ጊዜ’ዚ ግዳ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኮነ ፣ ኣብ ውልቃዊ መጥቃዕቲ ወይ ኣብ ነፍሰ ምክልኻል ዘተኰረ ፣ ብዙሕ ጽሑፋት ወይ መደረታት ስለ ዘጋጥም ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ሸውሃተይ እናጐደለ […]
ዜናታት ካብ ኤርትራ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2409SF7-08NT.pdf
መልእኽቲ ሓዘ ን:
ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ፡ ብዝሓደራ ሕማም፡ ንነ ዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም2017 አብሃ ገ ረ ጀርመን ፡ ካስል ዓሪፋ። ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነ ት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንና ጽነ ት ሓርነ ትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብእ ዛ ዕለት ብሞት ዝተፈለየ ትና […]
ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2209SAG7-06ST.pdf