ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያን ምጉባጥ ኣካየድታ ብጅምላ ይእሰሩ ኣለዉ ።

  ገባቲ ስርዓት ህግዯፍ መቐጸልታ ጸረ ህዝቢ ተግባራቱ ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ከባቢ ኣኽሪያ ንዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያ ንምጉባጥ ሽማግለታት ወለድን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ብጅምላ ይኣስርም ህላዉ ምንጭታትና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም፡ እዚ ኣብ ልዕሊ ሓርበኛ ኣቦና ሸኽ ሙሳ መሓመድ ኑርን ካለኦትን ተወሲደ ዘሎ ናይ ምእሳር ሱጉምቲ ድሕሪቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተገብረ ዓመታዊ […]

Ethiopia must give youth a voice, act on human rights – U.S. envoy to U.N.

Ethiopia must give its youth a voice and also act on human rights, a United States envoy has told Prime Minister, Hailemariam Desalegn. Nikki Haley, the United States ambassador to the United Nations on Monday met with the premier as part of a three-nation tour of Africa. Ethiopia was the first stop of a tour […]

ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ምስ ክልተ ደቀን፡ ኣብ ገዝአን ሞይተን ተረኺበን ካብ ቅድሚ ኣዋርሕ ኣትሒዘን ከምዝሞታ ይሕበር ብ መርበብ ሓበሬታ ናትና።

ዘሕዝን  ዜና  ኣብዛ ዝሓለፈት ሰሙን፡ ማዕከናት ዜና ነርወይ ሰለስተ ደቀንስትዮ ኣብ ራምሶስ ኦስሎ ኣብ ዝርከብ ገዝአን ሞይተን ከምተረኽባ ገሊጸን።  እተን ዝሞታ፡ ኣደ ጓል 69 ዓመት፡ ዓባይ ጓለን ጓል 35 ዓመት፡ ንእሽቶ ጓለን ድማ ጓል 28 ዓመት ከምዝነበራ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። መርበብ ሓበሬታ ናትና ምስዚ ጉዳይ ቅርበት ካብ ዘለዎም ወገናት ካብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ እዛ ስድራቤት ኤርትራዊ መበቆል […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ናይ ሓዘን መግለጺ ገዲምሓርበኛ ተጋዳላይ ኪሮስ ወልደኣብ ብሃንደበት ብዕለት 16-10-2017 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ኣዝዩ ዘሕዝን ተረኽቦ ከኣ እዩ። ታሪክ ሂወት ኪሮስ ወልደኣብ ክግለጽ እንተዀይኑ ምሉእ ዕድምኡ ንሃገሩን ህዝቡን ኢሉ ብዘይምስልካይ ይቃለስ ከም ዝነበረ ከይተገልጸ ኣይሕለፍን እዩ። ኣብ ቃልሱ ብትብዓት፡ ተወፋይነት፡ ጅግንነት ዝፍለጥ ኰይኑ፣ ነቕ ዘይብል ሃገራዊ ክብርን ስምዒትተሓንጊጡብዓል ጽኑዕ መትከል ዝዀነ ሓርበኛ ተጋዳለይ […]