ቅድሚ ምልኪ ጭፍራ ህግደፍ ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ምውጥሑ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢኤርትራ ዝወረድ ዝነበረን ዘሕለፎን ጸገማትምግላጽ ንካልእ ግዜ ገዲፍና፣ እዚ ካብ መዓንጣ ህዝቢ ኤርትራ ዝወጽአ ገባቲ ስርዓት ጭፍራ ህግደፍ ብኢደ-ወነንኡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ተወጢሑ ዛጊት ካብ ርብዒ ክፍለ-ዘመን ንላዕሊ ዝኣክልንኽትገልጾ ኣስካሕካሒ ዝዀነ በደላት ክፍጽም ጸኒሑን ይፍጽምንኣሎ። ስነ-ስርዓት ይኹን ኣገባብ ከምኡ’ውን ንህዝቢ ሕጊ ከይሃበ ቃሕ ብዝበሎ […]
kria 2017 Demonstration in Support of our Heroes in Asmara and Across Eritrea.
WASHINGTON, DC Friday Nov 30, 2017 @2PM 1708 New Hampshire Ave NW, Washington, DC 200009 jeberti.com
Israel to African refugees: You’re not welcome here (ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዉ።)
TEL AVIV, Israel — In a dusty detention center in Israel’s Negev desert, Tomas Yomani, an asylum seeker from Eritrea in East Africa, has been biding his time for nine months while under the watch of Israeli guards. Yomani, 30, can’t work because the nearest city is hours away. And if he misses roll call taken three times a […]
Arrests follow protests in Eritrea’s capital
www.bbc.co.uk/programmes/p05lqm7f
ኣኽርያ ኣብ ሓለዋ ወተሃዳራት ምህላዋ ተገሊጹ ቅድሚ 8 ሰዓታት
www.bbc.com/tigrinya/news-41833177
28 killed in rare protests in Eritrea, opposition group says AFP.
ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) — At least 28 people have been killed in rare protests in the capital of Eritrea, one of the world’s most reclusive nations, an official with the largest Eritrean opposition group said Wednesday. Another more than 100 people were injured in the protests in Asmara that began on Monday and escalated […]
Security Message for U.S. Citizens: Protests in Asmara
The U.S. Embassy has received reports of gunfire at several locations in Asmara due to protests. The Embassy advises U.S. citizens to avoid the downtown area where protests appear to be more prevalent. Streets in the downtown area may be closed, and police continue to maintain a significant presence. Even demonstrations intended to be peaceful […]
Breaking News ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ቤት ትምርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ዝተላዕለ ከቢድ ተቃውሞ ተኻይዱ።
ኣብ ኣስመራ ኣኽርያ ዝርከብ ናይ ኢስላምያ ቤት ትምህርቲ ዲያል ኣል ኣስላምያ ኢሉ ዝጽዋዕ ብዝተገብረ ስጉምቲ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ከምዝተኣሰሩን ነዚ ናይ ህግድፍ ኣመራርሐ ብሙቅዋም ኣብ ጽርግያታት ኣስመራ ናዕቢ ከምዝተራእየ ምንጭታት ይገልጹ።ብተወሳኺ ውን ኣብ ዝተፈላለያ ቦታታት ናይ ተኹሲ ድምጺ ከምዝነበረ ተሐቢሩ፡በዚ ኣግጣሚ ህዝቢ ኤርትራ ይኣኽለና ጭቆና መሰልና ይተሐለወልና ኢሉ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ ይቃወም ከምዘሎ ውን […]
ኽብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ብርጭቆ ስብሐት ባይርኡ ብዝሐደረን ሕማም ኣብ ሑቅፈ ደቀን ክኣልያ ድሕሪ ምቅናሕ ብዕለት 29/10/2017 ሰዓት 8:30 ድ/ቀ ዓሪፈን።
መርድእ ኽብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ብርጭቆ ስብሐት ባይርኡ ብዝሐደረን ሕማም ኣብ ሑቅፈ ደቀን ክኣልያ ድሕሪ ምቅናሕ ብዕለት 29/10/2017 ሰዓት 8:30 ድ/ቀ ኣብ መበል 83 ዕድምኤን ዓሪፈን። ፍትሐትን ስነስርዓት ቀብርን ዝፍጸመሉ ቦታን ዕለትን- ሐሙስ 2-11-2017 (Thursday 2,2017) ፍትሐት ዝግበረሉ ቦታ- 95 Mountain View Ave, Santa Rosa, CA 95407 Orthodox church ጊዜ 11፡00 AM-12:00pm ስነስርዓት ቀብሪ 1፡00PM at 1900 Franklin Avenue […]
ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያን ምጉባጥ ኣካየድታ ብጅምላ ይእሰሩ ኣለዉ ።
ገባቲ ስርዓት ህግዯፍ መቐጸልታ ጸረ ህዝቢ ተግባራቱ ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ከባቢ ኣኽሪያ ንዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዱያእ ኣል-ኢስላምያ ንምጉባጥ ሽማግለታት ወለድን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ብጅምላ ይኣስርም ህላዉ ምንጭታትና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም፡ እዚ ኣብ ልዕሊ ሓርበኛ ኣቦና ሸኽ ሙሳ መሓመድ ኑርን ካለኦትን ተወሲደ ዘሎ ናይ ምእሳር ሱጉምቲ ድሕሪቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተገብረ ዓመታዊ […]