ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ብሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ 15 ኖቬምበር 2017

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ናይ ትማሊ ሰሉስ 14 ሕዳር ኣኼባኡ፡ ነቲ ኣብ 2009 ኣብ ኤርትራን ሶማልያን ዘንበሮ ናይ ኣጽዋር እገዳ እንደገና ክሳብ 15 ታሕሳስ 2018 ክናዋሕ ወሲኑ። “እቲ ብመሰረት ዓንቀጻት 5ን 6ን ወሳነ 1907 (2009) ኣብ ለዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክቕጽል” ወሲኑ ይብል እዚ ሓድሽ ወሳነ እቲ ባይቶ። ኣብቲ ዝተገብረ ድምጺ ነቲ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ኲነታት ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ሀ. ኲነታት ሃገርና ኤርትራ ብሓጺሩ ለ. ኲነታት ደምበ ተቛውሞ ብሓፈሻ ከምኡ’ውን ሐ. ኲነታት ግሃድኤ ሕድሪ ክንጠቅስ ኢና። ኲነታት ሃገር ብሓጺሩ፡- ሓፈሻዊ ኲነታት ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ቃራና ዝዀነ መገዲ እዩ ዘሎ። ብካልእ ኣዘራርባ ኤርትራ ከም ሃገር ሓደ ዓቢ ቤት ማእሰርቲ ኰይና ኣላ። ሃገር ኤርትራ ብውሕዱ ርእሳ ትኽእለሉ ጸጋታት ኣለዋ። እንተዀነ […]

መጸዋዕታ ሰፊሕ ሰላማዊ ኣብ ስቶክሆልም (Demonstration in Stockholm against HGDF)

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስዊድን ስቶክሆልም ክካየድ ስለዝኾነ ፡ንኹሉ ብህዝቡ ወጽዓ ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክሳተፍ ከሙኡ ውን ናይ ህዝብና ኣውያትን ምረትን ከነስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ሽማግለ ናይ ስቶክሆልም ትዕድም። ቦታ ዝግበርሉ ኣብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ ። ንዕለት 17/11/17 ሰዓት 1፡30-5:00pm ብደሐን ምጹ።   Demonstration in Stockholm against HGDF to support our compatriot in Eritrea. The address is in front of […]

“ሻንጆርጆ ፈሪሳ!!ወይ ዓንያ????????

  ሕቶን፡ ርእይቶን ንክቡር ዶክተር ተስፋ ገርግስ ገርብረ መድህን ወስት ቪርጂንያ!!!!!! (ዕባይ ዓድ ወግሪ)!!!!!! “ዘየደቅስ ነጊሮም ድቅስ ይሓድሩ” ስለ ዝኾነኒ ኣብዚ እዋን ክጽሕፍ ተገዲደ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ድንቁርናን፡ ዘበነ ማአሰርትን፡ ዘበነ ስደትን፡ ዘበነ ባርነትን፡ ዘበነ ዕብሰትን፡ ዘበነ ጥምየትን፡ ዘበነ ሕሰምን መከራን፡ ዘበ ዉርደትን፡ ዘበን ዓመጽን…ወዘተ። ኣብ ጓል ዘረባ ዝእቶ ግዜ ኣይኮነን። ክቡር […]

Eritrea’s Military Got Help From U.A.E., Foreign Firms, UN Says By Nizar Manek November 11, 2017, 9:53 PM PST( ኤርትራ ኣብ ዝገበረቶ ካብ ሕጊ ዓለም ወጻኢ ዝኾነ ናይ ወታሀደራዊ ታዕሊም ኣብ ዳግመ መጽናዕቲ ከምዘላ ይግለጽ ኣሎ)

Eritrea’s military received help from the United Arab Emirates and possibly Russian, Czech and Italian companies in the past year, assistance that would violate a United Nations arms embargo on the Horn of Africa country, the organization’s investigators said.    Thirteen Eritrean air force and navy cadets received training at U.A.E. military colleges and seven […]

Eritrean terror suspect arrested in Kenya By Dzuya Walter For Citizen Digital Published on 9 November 2017

Anti-Terror Police Unit (ATPU) are holding an Eritrean national alleged to be involved in human trafficking within Kenya and abroad. Geberemeskel Kahssay Bahta was arrested at the Jomo Kenyatta International Airport (JKIA) on November 5 on account that and he is alleged to have arrived in Kenya from United Arab Emirates via a KQ flight […]