DANKALIA STANDS WITH AKHRIYA A CALL FOR UNITY TO STAND AGAINST TYRANNY AND PERSECUTIONS IN ERITREA
Eritrea Brussels conference breaks new ground
https://talkinghumanities.blogs.sas.ac.uk/2017/11/09/eritrea-brussels-conference-breaks-new-ground/
Protest the Eritrean Government actions against Freedom of Religion
Minnesota USA
Demonstration In Support Of Our Heroes (መጸዋዕታ ህጹጽን እዋናውን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ዓማጺ ስርዓት)
Ethiopia busts terror suspects, says Eritrea involved in Oromia instability
Ethiopia’s security forces on Wednesday announced the arrest and detention of two members of an outlawed group, Ginbot 7. The federal authorities said it took the vigilance and cooperation of the people of the Amhara region to arrest the suspects. According to a statement by the Joint Anti-terrorism Task force, the unnamed persons were planning […]
ጻዊዒት ስላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ (A call for Demonstration in Addis Abeba against HGDF in Support of Asmara Akrea Movement.)
ጻዊዒት ስላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ። ነቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተበገሰ ህዝባዊ ምልዕዓል ንምድጋፍን ፡ ነቲ ስርዓት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ዝገበሮ ዘሎ ግፍዒ ንምግላጽን ኩለን ኤርትራውያን ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ፡ንዓርቢ ዕሇት 10 ሕዳር 2017 ሰዓት 7.00 ናይ ንግሆ ኣብ ከባቢ ገነት ሆቴል (ሜክሲኮ) መዃኑ ብኣኽብሮት ንሓትት ። ኣዳላዊ ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ
ሃዬ ኣይንገዳዳዕ ኤእጃምና ነወፊ ?
ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤረትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን። እዚ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ብተባዓት መንእሰያትና ተላዒሉ፡ ጌና’ውን ዝቕጽል ዘሎ ፡ ፖለቲካዊ ማዕበል፡ ቀንዲ መበገሲኡ፡ ብምኽንያት ብዛዕባ’ቲ ኣብ ልዕሊ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሕሱም ጭካኔ ዝመልኦ ጭቆናን፡ ማእሰርትን፡ መቕዘፍቲን፡ ጥሜትን፡ መወዳእታ ዘይብሉ ባርነትን፡ ኮይኑ፡ እቶም ጅግና 93 ዓመት ዝዕድሜኦም፡ ተባዕን ፡ ኣተባባዒን ኣቦና ፡ ሓጂ ሙሳ […]
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ (A call for a Demonstration in Support of our Compatriots in Asmara)
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ነቲ ኣብ ኣስመራ ተገበረ ሰላማዊ ሰልፊ ደገፍና ዝገልጽ ካሊፎርነያ ብምልእታ ኣብ በይ ኤርያ እንርከብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ማዕበል ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰኑይ Nov 13 /2017 ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ስዓት 10 AM ጀሚርና ክሳብ ስዓት 1:00 PM ክግበር ስለ ዝኾነ ኩሉ ብህዝቡን ሓገሩን ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ ። ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ […]
https://www.youtube.com/watch?v=SAppsRuxgOg