www.cnn.com/2017/12/04/africa/nigeria-benin-city-sex-trafficking/index.html
EU accused of funding evil empire of Eritrea where hundreds and thousands forced to flee.
THE European Union has been accused of funding an evil Eritrean empire which has forced 120,000 people to flee. www.express.co.uk/news/world/886289/EU-foreign-aid-Eritrea-slave-labour-EU-latest-news-Isaias-Afewerki
Libya migrants: Emergency evacuation operation agreed ሊብያ ንኹሎም ስደተኛታት ንዓዶም ክትመልሶም ሕጊ ናይ ስደተኛታት ኣብ ዓለም ኣጽዲቁ
ንኹሎም ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣብ ዝሐጸረ እዋን ፡ካብቲ ዘለዉዎ ዘስካሕክሕ ሂወት ነንዓዶም ምስዳዶም ኣማራጺ እከውን ኢሎም ኣብ ምቅርራባት ከምዘለዉ ይገልጹ። www.bbc.com/news/world-africa-42179434
Fight not flight: Eritrea’s youth taking matters into their own hands NOVEMBER 29, 2017(ኣብ ቀረባ ዘሎ መንእሰይ ኤርትራ ንመሰለይ ኢሉ ተላዒሉ)
ኣጆኹም መንእሰያትና፡ http://africanarguments.org/2017/11/29/eritrea-youth-are-taking-matters-into-their-own-hands/
For Meb Keflezighi’s Last Marathon, a Special Treat and Dance By MALIKA ANDREWS NOV. 5, 2017(መብራህቶም ክፍለዝጊ ብቅድድም ጉያ ዑዉት ኤረራዊ)
www.nytimes.com/2017/11/05/sports/meb-keflezighi-marathon.html
Thirty-One Bodies Recovered After Migrant Boat Sinks off Libya(31 ኣደታትን ቆልዑትን ዝርከብዎም ሙውታት ከምዝተረኽቡ ትሩፕሊ ትሕብር።)Reuters
ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያን እዚ ኩሉ ሽግርን ሞትን እናረኣኹም ንልብያ ትሩፕሊ መንግዲ ኣማራጺ ኣይኮነን።ኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ነዚ ህሞት መግዲ ኣሰቃቅን ሐደገኛ ሙኻኑ ምንጋር ናትና ሐላፍነት ኢኹን።ሊብያ ንባዕሎም ኣብ ሽግር ኣለው መብዛሕተኦም ዳዒሽ ተሐቢኦምላ ዘለዉን ከሙውን ካብ በዓል ሶርያ ሃዲሞም ምዕቆቢት ገሮማ ዘለዉ ሃገር ኢያ።ስለዚ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኩልኻ ኣብ ዘለኻዮ ዓቅሊ ግበር መጻወቲ ዳዓሽ ከይትኸውን።እዝንኻ ኣጻብዕትኻ በብሐድ እናቆረጹ […]
ኣፍሪቃ ኣብ ሐደጋ ወዲቃ ትርከብ መን ኢዩ ተሐታቲ?
እዚ ኣብ ማዕከናት ዓለም ተዘርጊሑ ንሰምዖ ንርእዮን ዘለና ዘሕዝን ናይ ወዲ ሰብ መሸጣ ኣብ ሊብያ ብዓይኒ ኣፍሪቃውያን ኣበይ ዳኣ ኔርኹም ንብሎም። ብሐቂ ንሕና ከም ኤርትራውያን ብዙሕ ኣሎ ክንብሎ ንደሊ፡ ኣብ መርቶዖ ዝተሞርከሰ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብ ሲናይ ተሐሪዶም ከም ብዕራይ ዓዕ እናበሉ ኩሊቶም ኣብ ዕዳጋ ንመሸጣ ውዒሉ ኸሙኡ ውን ደቂ ኣንስትዮና መጻወቲ በደዊን ኮይነን ተዓሚጸን ኢየን ፡ […]
ERITREA: Canadian Appeal Court Affirms Eritreans’ Slavery and Forced Labour Claims Can Proceed
(London, 21 November, 2017) British Columbia’s Court of Appeal today dismissed an appeal by Nevsun Resources Ltd., that sought to block a case brought against the company by three Eritrean refugeesfor the alleged used of forced labour at its Bisha mine in Eritrea. The three plaintiffs allege they were national service conscripts and that their labour was provided to Nevsun and its operating subsidiary, Bisha Mining Share Company, […]
መጸዋዕታ- ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣትላንታ ጆርጂያ ንዕለት፡ ቀዳም ሕዳር 25፣ 2017
ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት (ቁጠባዊ ኣምራት)sacttism clasiffied
ክቡራት ተኸታተልቲ! ከም መቐጸልታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክፍንወልኩም ዝሓሰብኩዎም ጽሑፋት፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ድማ፡ ንቑጠባ ሃገርን መዓላ ጸጋታትናን ዝምልከቱ፡ ብዝተፈላለዩ ሰነዳትን ኣምራትን ዝተሰነዩ ጽሑፋት፡ ከቕርበልኩም ኢየ፡፡ ብፍላይ ንጸጋታት ሃገርናን መዓልኦምን ዝምልከት፡ ንዓመታት ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ሕቡእ መስርሕ ኢሳይያስ ብጭብጥታት ተሰኒዩ ናብ ቃልዕ ክወጽእ እዩ፡፡ ኣብ ናይ 1994 ቻርተር፡ ንቑጠባዊ ዉጥናት “መጻኢ መንግስቲ ኤርትራ” […]