www.bernerzeitung.ch/region/bern/weltpolitik-in-schwarzenburg/story/13223332
United Eritrea Media
“ነጻነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!”By micheal embaye aranchi
ሓደ ዘደንጹ ብህሎ ብተደጋጋሚ ክበሃል ካብ እንሰምዖ ነጻነት ተጨውያ ዝብል እዩ። ወረግ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ክዝረብ ዝሰማዕኩዎስ: ፍጹም ዘደንጹ እዩ። “ነጽነት ኤርትራ ተጨውዩ እዩ ይብሉኻ። መን ብኸመይ ጨውይዎ ኢልካ ምስ እትሓቶም መልሲ ስኢኖም ጥርቅም ይብሉ። ነጻነት ዘይነበሮ ሽፍታ ገድሊ ከመይ ቢሉ ነጻነት ክምጥው ? ህዝቢ ኤርትራ ሽፍትነት እምበር ዘካየዶ ገድሊ ይኹን ቃልሲ ብፍጹም የለን። ህዝባዊ […]
As the West shuts out migrants, Ethiopia’s doors are open — even to its enemy
www.msn.com/en-gb/news/world/as-the-west-shuts-out-migrants-ethiopias-doors-are-open-%E2%80%94-even-to-its-enemy/ar-BBBfGrW#image=4
‘Not my husband’: trafficking kingpin’s wife claims wrong man is in Sicilian jail
https://amp.theguardian.com/global-development/2017/may/18/not-my-husband-trafficking-kingpin-wife-claims-wrong-man-in-jail-sicily-trial-medhanie-yehdego-mered
ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ዝግበር ዘሎ ውዲት ንኹንኖ!Published: 18 May 2017
ቅድሚ ሕጂ መንግሥቲ ኤርትራን ውሑዳት ጳጳሳትን ንሕጊ ቤተ ክርስቲያን ግሂሶም፡ ንኣቡን ዲዮስቆሮስ 4ይ ፓትርያርክ ኢሎም ምሻሞምይፍለጥ። እንሆ ሕጂ’ውን ዳግም ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ። ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ንልዕሊ 11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርትን ጽምዋን ክሳቐዩ ጸኒሖም፥ ሎሚ ድማ ኣብ ከቢድ ሕማም እንከለዉ፥ ዘይሕጋዊ መንበርፓትርያርክ ንምድያብ፥ ከም ኣባ ሉቃስን ከምኡውን ኣባ ባስልዮስን ዝያዳ ዝጓየዩሉ ዘለዉ ናይ ሥልጣን ቅድድም […]
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ውድባዊ ሰሚናር ኣቃኒዑ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ውድባዊ ሰሚናር ኣቃኒዑ ብማእከልነት ኣባል ፈጻሚ ኣካል ብጻይ መሓመድ ሳልሕ (ኢሮብ) ካልኦት ኣባላት ማእከላይ ባይቶን ግሃድኤ-ሕድሪ ሰሚናር ኣብ ከተማ ሽረ ኣቃኒዑ። ግሃድኤ-ሕድሪ ስርዒታውያን ሓለፍትን ወከልቲ ጨናፍር ካብ ማይ-ዓይኒ፡ ማይ-ጸብሪ፡ ዓዲ-ሓሪሽ፡ ሽመልባ፡ ሕጻጽ፡መቐለ፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራትን ኣዘዝቲ ሰራዊት-ሕድርን ካልኦት ኣገደስቲ ኤርትራውያን ከም ተዓዘብቲ ዝተሳተፍዎ ካብ ዕለት 12 ክሳብ 14 ግንቦት 2017 ውድባዊ […]
Sudan’s president invited by Saudi Arabia to Trump meeting(ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዕድመ ተዓዲሙብ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረሲደንት ሕቡራት ኣመሪካ ክራከብ)
http://http://abcnews.go.com/International/wireStory/sudans-president-invited-saudi-arabia-trump-meeting-47445632
አታ ጉድ ሰሚዕና› ዒመር መን ልኢኩኳ ትመራመር !?!
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/1405GK7-01AT.pdf
Norwegians demand that police act against Eritrean ‘Information Office’
https://martinplaut.wordpress.com/2017/05/16/norwegians-demand-that-police-act-against-eritrean-information-office/
Eritrea’s misuse of aid: How the EU recalled its ambassador for telling the truth
https://martinplaut.wordpress.com/2017/05/14/eritreas-misuse-of-aid-how-the-eu-recalled-its-ambassador-for-telling-the-truth/