“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ – ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ? ታደሰ ኪዳነ ( በርሚንግሃም) ቀዳማይ ክፋል, 2ይ ክፋል, 3ይ ክፋል

www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/0402TK8-03AT.pdfwww.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/1202TK8-04AT.pdfwww.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/2202TK8-09AT.pdf

ደምዳሚ መግለጺ ዋዕላ፡ ኣርባዕተ ፖሎቲካዊ ዉድባት ኤርት

ኣርባዕተ ውድባትና፡ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር(ስምረት)፡ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ)፡ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)ን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ- ሕድሪ)፡ ካብ ሕዳር 2015 ጀሚሮም፡ ህዝብን ሃገርን ካብ ዘንጸላለዎም ዘሎ ናይ ብርሰትን ምብትታንን ሓደጋ ንምድሓን፡ ዓቕምታቶም ጠሚሮምን ኣወሃሂዶምን ክቃለሱ ብዝበጽሑዎ ስምምዕ፡ ንምዕዋቱ ዕቱብ ጻዕርታት ከካይዱ ጸኒሖም እዮም። በቲ ዝበጽሑዎ ስምምዕ መሰረት ከኣ፡ […]