United Eritrea Media Eritrean ELF Reunion june 23-24 2018 California -Bay Area ኣገዳሲ ሐቤረታ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ንኩሉ ግዱስ ብሃገሩ ትዕድም June 23-24 2018 Written by Administrator. Date of post: March 16, 2018. Leave a comment እቲ ውዕሎ፡ ውዕሎኹም። እቲ ተመኩሮ፡ ተወፋይነትኩም። ናይ ሽዑ ኮባኹብቲ፡ ሕጂ እውን ወልዕዎ ድሙቕ መብራህቲ። ንቕሎ ስነዳ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ናይ ሕሉፍ ታሪኽ ጥራሕ ኣይኮነን። መነሃርያ ጉዕዞ ሃገርና ኤርትራ እዩ።