Tesfamichad Gerhatu (Audio Only), Eritrea Review – 32nd Session of Universal Periodic Review

United Nations, Geneva, Switzerland-28 January 2019—Excerpt of the 32nd Session of Universal Period Review of Eritrea: Eritrea, Ethiopia peace fanfare all ok, but no mercy for Eritrea Ruler, tyrant Isias Afarqi’s blatant violation of Human Rights, crimes against humanity, endless military conscription, defiance of Human Rights specific mandates, like the tyrant’s refusal to allow access […]

ኣገዳሲ ሐቤረታ ሓድሽ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ሓበሬታ:

ኣብዚ እዋን’ዚ ነቲ ምስ ሃገርና ኤርትራ ተጀሚሩ ዘሎ ርክብ እትከታተልን እትመርሕን ኮምሽን ብደር/ ኣቢይ ኣሕመድ ተረቑሓ ናብ ባይቶ ቀሪባ ባይቶ ድማ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ዘበገሳ ኾምሽን ብክኢላታት ሓድሽ ንድፊ ንእዋናዊ ዝምድና ኢትዮጵያ ኤርትራ ዝምልከት ኣዳልያ ናብ ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ኣቅሪባቶ ባይቶ ድማ ዝምላእ መሊኡ ዝጎድል’ውን ኣጉዲሉ ንስራሕ ድልዊ ከም ዘሎ መራከቢ ብዙሓን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቢሮም […]

ህዝቢ ኤርትራ ከም ወትሩ ብሕጊ ዝመርሖ ሰብ የለን

ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ እዋናት ንቡር ሲኢኑ ከም ሐደ ዘኽታም ብዝይ ኣቦን  ኣደን ዝዓበየ ቆልዓ ኮይኑ ብሐደ ገባቲ ክጭፍጨፍ ጸኒሑን ኣሎን።ሃገረ ኤርትራ ቢኢሰያስ ተረሚሳ ህዝባን መሬታን ኣብ ሐደጋ ትርከብ ኣላ፡መቀጸልትኡ ውን ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብርኽት ዝበሉ ምስልምና ኣመንቲ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ከምዛኣሰረን ከሙኡውን ኣብ ኣስመራ ብስዉር ዜጋታትና ያኣስር ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ።ይኹን እምበር ሕጂ ውን ኤርትራ ብ ኢትዮጵያ ኢድ […]

ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተገሊጹ

ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ከም ሓድሽ ዝቐውም ዘሎ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ላዕለዎት ወትሃደራውያን መኮንናት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ፈረንሳ ምብጻሕ ድሕሪ ምክያዶም’ዮም። ኣብ ፈረንሳ ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኢንድያን ኦሻን ኒውስ ሌተር፣ ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ እቲ ናብ ፈረንሳ ዝበጽሐ ወትሃደራዊ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ቀደም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ነበር […]

ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሕጹይ!! (ኢዮብ ጎጀላ በይን)

ብሂወትና ምስትንፋስና ይቀብሩና ኣለው እንዳ ተደምረናል ኣንድሆነናል:ዶር ኣቢ ኢዩ ዝመርሓና ንቀልዓለም ዘይኮነስ ናይባሓቂ ክብል ከሎ ኢሳያስ ብኣንጻሩ ኢዩ: ኢሳያስ ተሓቢኡ ብድሕሪ መጋረጃ ንዶር ኣቢ ቅያር ዑስማን ሳልሕ ደብዳቤ ሒዙ ሎኽሎኽ ከምዝብል ገይርዎ :ብስውር ንኢትዮጵያ ይመርሓ ኣሎ ብዋጋ ቃልሲ ህዝብና ዝረኸቦ ምዓርግን ስልጣንን ስለዘየዕገቦ ናይ ዓቢ መሬትን ዓቢ ህዝብን ዓቢ መራሒ ናይምኻን ዝነበሮ ሕልሚ ሓሳብ ልቡ […]