ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ

ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ህግደፍ ላዕለዋይ ሓላፉ ዝፍለጥ ሚንስትሪ ዑስማን ሳልሕ ናብ ስዊዘርላንድ ይመጽእ ስለዝሎ ኣብዚ ዝግበር ናይ ህዝቢ ሰሚናር ኩልና ተቃወምቲ ብትሪ ተቃውሞና ከንስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ጻዊዕትና ንሰድድ ኣለና።እዞም መራሕቲ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ንህዝብና ኣብ ፈቀዶ ጎዳጉዲ ኣሲሮም ኣብ ሐደጋ ኣሳጢሖሞ ክነሶም ሬሳታት ኣሕዋትና ኣብ ሐደ ጋህሲ ዝቀበረ ዲክታቶር ስርዓት ምስ በዐል ዑማን ሳልሕን […]

ወግዓዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ

ይኣክል ይኣክል ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፈላሚ ኣኼብኡ ብውዕውዕ መንፈስ ኣካይዱ። ንሓደስቲ ኣወሃሃድቲ ብሙሉእ ድምጺ ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃቡ፡ ማእከላይ ኮሚቴ ዝኣመሞም ሓይሊ ዕማማት ከም መበገሲ በቲ ሓድሽ ኣወሃሃዲ ኣካል ቀሪቦም፡ ንምምሕያሾም ዝሕግዝ ንኣርባዕተ ሰዓታት ዝኸደ ርሱን ሃናጺ ዲሞክራስያዊ ክትዓት ኣካይዱ። ከምዝዝከር እዚ ባይቶ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካብ 24-25 ግንቦት 2019 ኣብ […]

ብምኽንያት ዕርፍቲ ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ዓሻ ዑስማን ኢድሪስ፣ በዓልቲ ቤት ጅግና ፈላሚ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ፣

በዓልቲ ቤቱ ንፈላሚ ብረታዊ ቃልሲ ጅግና ኣቦና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተወ/ሮ ዓሻ ዑስማን ኢድሪስ  ዓሪፈን።   http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0407HB9-06CT.pdf