
ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ህግደፍ ላዕለዋይ ሓላፉ ዝፍለጥ ሚንስትሪ ዑስማን ሳልሕ ናብ ስዊዘርላንድ ይመጽእ ስለዝሎ ኣብዚ ዝግበር ናይ ህዝቢ ሰሚናር ኩልና ተቃወምቲ ብትሪ ተቃውሞና ከንስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ጻዊዕትና ንሰድድ ኣለና።እዞም መራሕቲ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ንህዝብና ኣብ ፈቀዶ ጎዳጉዲ ኣሲሮም ኣብ ሐደጋ ኣሳጢሖሞ ክነሶም ሬሳታት ኣሕዋትና ኣብ ሐደ ጋህሲ ዝቀበረ ዲክታቶር ስርዓት ምስ በዐል ዑማን ሳልሕን ከምኡ ዛኣመሰሉ ብህዝቢ ክኹነኑ ኣለዎም። እምበኣር በዚ ኣጋጣሚ ኩልኻ ደላይ ፍትሒ ኣብዚ ሐጺር ግዝየ ተወፋይነትካ ኣገዳሲ ስለዝኾነ ንሰለማዊ ሰልፊ ንዳሎ።
ከሙኡውን ነዚ ብነጋሲ ሰረቀ ዝተሰደ ዩቱይብ ኣገዳሲሐበሬታ ስለዘለዎ ሸር ግበርዎ።
ዑስማን ሳልሕ ዝመጻሉ ዕለት 7/20/2019
ነጋሲ ሰረቀ