መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካል ውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታትንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ።ዝኸበርካ መንግስትን ህዝብን ትግራይ!ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ ገባቲ መሪሕነት ጉጅለ ህግደፍ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ርእይዎ ዘይፈልጥን መዘናዘይብሉን በደል ኣብ […]