53 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ምክልካል ተጻዒኖም ክሰግሩ ናብ ኬንያ ተታሒዞም።

ኣብ ዞባ ኣሌ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኪና ተጻዒኖም ናብ ኬንያ ዝጓዓዙ ዝነበሩ 53 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም  ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዞባ አሌ እቶም ስደተኛታት 53 ኤርትራውያን ሙኻኖም ኣፍሊጦም።እቶም ኤርትራውያን ብሕዳር 16/2023 ኣብ ትሕቲ ቀይዱ ከማዛኣትዉ እቲ ናቲ ዞባ ምምሕዳር ገሊጹ።እቶም ሰደተኛታት ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑት ዘለውዎም ኮይኖም ካብ ኣዲስ […]

Eritrean granted Israeli residency for Oct. 7 heroism ሙሉጌታ ጸጋይ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ እስራኤል ዝተፈጸመ ቅትለት ብሐማስ 10/7/23 ንሐደ እስራኤላዊ ወተሀደር ካብ ሞት ከምዘድሐኖ ይገልጹ።

https://www.jns.org/eritrean-granted-israeli-residency-for-oct-7-heroism/

Israel-Hamas war live: First Palestinians released from Israeli prisons   ፍልስጥኤማውያን ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ እስራኤል ተፈትሑ ናይ እስራኤል 13 እሱራት ውን ልውውጥ ተጌሩ ኣሎ

https://www.aljazeera.com/news/liveblog/2023/11/24/israel-hamas-war-live-israel-continues-gaza-attacks-ahead-of-truce